Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝሳተፉሉ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒውጀርሲ)፣ ያንግ ኪም (ካሊፎርኒያ)፣ ግሪጎሪ ሚክስ (ኒው ዮርክ)፣ ዴቪድ…

ዶ/ር ሊያ ኣብ 4ይ ፎረም ጥዕና ዱባይ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ቀዳማይ ደረጃ ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ምዕባይ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ሚኒስትር ብበዓል መዚ ሓለዋ ጥዕና ዱባይ ኣብ ዝተዳለወ ራብዓይ ሮረም ጥዕና ዱባይ ብምስታፍ “ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዝውል ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብዘይግቡእ ሃለቕቲ ምግቢን ካልኦት ጥረ ኣቕሑትን ዝዕሽጉን ዝሓብኡን ደለልቲን ነጋዶን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መላእ እታ ከተማ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብሓፈሻ እቶም ፕሮጀክታት ምምራሕ ዘመረቐኦም እንትኾና፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር፣…

ኢትዮጵያ ጂቡቲን ብሎጂስቲክስ ኣየር-ባሕሪ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ናፃ ቀጠና ጅቡቲን በዓል መዚ ወደብንከምኡ እውን ኣገልግሎት ወደብ ደረቕ ፅዕነት ዶራሌ ኣብ ሎጂስቲክስ ኣየር-ባሕሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ናብ ዝነበሮ ቅዋም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረ ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ናብ ዝነበሮ ቅዋም ንምምላስ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣይተ ሮባ መገርሳ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ወደብ…

ኢትዮጵያ ፍልፍል ዝሕደስ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ትኩረት ኣብ ዝተውሃቦ ዘፈር ኢነርጂ ኢትዮጵያ ፍልፍል ዝሕደስ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብመሰረት እዚ፥ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ተገኔ ረጋሳ ወፍሪ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ኣመልኪቶም ኣብ…

መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን…