Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተሰረዘ ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ኩነታት ዝረኣየሉ ዕድል ኣሎ -ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋየ ይልማ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።
ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ግዝኣት ንምሕላው ቀንዲ ተግባር መንግስቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ ፋብሪካ ሕሩጭ ብበርኪ ሃገር ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ይህነፁ ካብዘለዉ 10 ፋብሪካታት ሓደ ኢዩ።…
ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝለምዐ 1…
እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ- ዘ ኢኮኖሚስት
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ ክብል መፅሄት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ።
ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ፀብፃቡ፥ ኣብኢትዮጵያ ጎንፂ እኳ እንተነበረ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጎንፂ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ ይሃንፁ ኣለዉ…
ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ኣይበልፅን-ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ከምዘይበልፅ መስራቲን ኣመራርሓን ነበር እቲ ፓርቲ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን ገሊፆም።
ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን አይተ መኰንን ዘለለውን ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት…
1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።
ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም ሽዱሽተ ህፃናት ከመዘኾኑ ተሓቢሩ።
እቶም ተመለስቲ ዘድሊ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መዕረፊ ማእኸላት ክኣትዉ…
ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብምትሕብባር መስተኻኸሊ ስያመ ፕሮግራም ቅድመ ምረቓ…
ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታኒዛኒያ ሽብሩ ማሞ ሓቲቶም።
ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር…
ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒሰተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩብ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።
ካብቲ ድምር ደገስ እቲ 195 ሚሊየን ለበዳ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…