Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ጉባኤ÷ ንቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ንኣዝማዶም ብሓፈሻ ንመላእ…

ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ…

“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ኬንያ፣ ህንዲን ቤልጂየምን…

ልዕሊ 102 ሺሕ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝብሩ ልዕሊ 102 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስቲ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ንኽምለሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ልዕሊ 750…

ሩሲያን ዩክሬንን ሰብኣዊ መተሓላለፊ መስመር ንምድላው ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልቲአን ሃገራት ትማሊ ኣብ ቤላሩስ ብዝገበረኦ ካልኣይ ዙር ድርድር ንፁሃን ካብ ከባቢ ኲናት ንኽወፅኡ ዘኽእል  ሰብኣዊ መተሓላለፊ መስመር ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ንፁሃን ካብ ቀጠና ኲናት ንምውፃእን ሰብኣዊ ሓገዝ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝዝቲ መድረኸት ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ፕሮሞሽን ዝዝቲ መድረኽ ብምትሕብባር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ትካል ልምኣት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተሰናዲኡ፡፡ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝተሰናደአ መድረኸት እንትኸውን፥ ኣብቲ…

ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ብመሰረት እዚ÷ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ማላንካራ ህንዲ ብፁዕ ወቅዱስ ባስሊዮስ ማርቶማ ኣቡነ ማቴዎስ ሳልሳይ፣…

ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ብሕልፈት ፓትረያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። “ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ኢነርጂ ዘለወን ምትሕብባር ርክበን ንምጥንኻር ኣብ ምርድዳእ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አእምሮ ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስትር ኢነርጂን መዓድንን ሱዳን መሓመድ ዓብደላ መሓሙድ ተራኺቦም ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ክግበር ብዛዕባ ዝዝግበኦ ምትሕብባር ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ከምዝፍፀም ኢዩ። እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣብ መንበረ ፀባኦት ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ሰንበት 4 መጋቢት…