Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ብምድሃብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ደቡብ መድረኽ መውሀቢ ግንዛበ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ይርከ።
ሚኒሰስትር ዲኤታ…
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…
መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
እስላማዊ…
ንህወሓት ክበፅሕ ነይሩ ዝተብሃለ 3 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ቆቦ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሕ ከምዝኾነ ዝተጠረጠረ 3 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ብህዝቢ፣ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ህዝባዊ ምልሻን ሰራዊት ምክልኻልን ኣቢሉ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡
ተጠርጠርቲ እቲ ገንዘብ ሓቢኦም ንምስግጋር…
እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ፕሬዝዳንት ልምዓት ሕርሻ፣ ሓይሊሰብን ማሕበራዊን እቲ ባንኪ ገሊፆም።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመረታ ሰዋሰው፥ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት…
ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ፍርያታት ኣተውቲ ንግዲ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ወፃኢ ንግዲ፣ ኣተውቲ ፍርያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእን ብፈጠራ ዕድል ስራሕን ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር መዓድን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ።
ካብ ተረባሕነት ህዝቢን ሃገርን ብዝተፃረረ መልክዑ ውልቃዊ ረብሐኦም ጥራሕ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ዝገብሩ ዘይሕጋውያን…
መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ካትሪን ሱዚን ኣንባሳደራት 5 ሃገራትን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድም ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣ ስዊዘርላንድ ፣ ቼክሪፐብሊክብ ፊንላንድን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም።
ብተወሳኺ ሓለፍቲ ትካላት ሓገዝ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣…