Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡
እቲ ናይ ሎሚ…
ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ።
ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ይኹን እምበር ናብ ተረባሕቲ ብእዋኑ እናበፅሐ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ከተማ ሓቆፍ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ከይዲ ንምክትታል ምስ…
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም።
ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም።
ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…
ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ኣፍሊጣ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ዝካየድ ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ።
እቲ ጉባኤ ብብርኪ ዓለም ዝርከቡ ሚኒስትራት ትምህርቲ 154…
መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ተገለፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ ኣብ ከተማታ ሆሳእና፣ ወራቤን ወልቂጤን ዝርከባ ሞዴላት ካልኣይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ጎብኒዮም።
ኣብ እዋን…
ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት የብሎምን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት ዘይብሎም ምዃኖም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
“ሰላምን ሓድነትን ሕብረተሰብ ንምጥንኻር ግደ ሓበራዊ ክብሪታት…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም።
ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረሬታት ኣብዱራህማን ቢን…
210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ።
እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…