Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ ዓመታት ኮቪድ-19 ዝተረኸቦም ሕሙማት ተቐቢሉ እናሓከመ ዝፀንሐ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ናይ መወዳእታ ተሓካሚኡ ናብ ገዝኡ ብምፍናው ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ።
እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ንዝሓለፉ…
ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ክሕልዉ ይግባእ – ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ግአዶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ጉዳይ ማይ፣ ዲፕሎማሲ ማይን…
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ሃረገወይን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰላም ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣማኻሪት ፕሬዚደንት ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ገሊፀን።
ፕሮፌሰር ሃረገወይን ኣሰፋ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ህዝቢ ትግራይን ኣደታትን…
ኣብ ዞባ ማጃንግ በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ማጃንግ ወረዳ ጎደሬ ኣብዚ ሰሙን በረድ ሓዊሱ ብዝወቕዐ ዝናብ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ 800 ሄክታር ዝራእቲ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኣመሓዳሪ ወረዳ ጎደሬ ኣይተ ይስሃቅ ኣብርሃም በረድን ንፋስን ተሓዊሱዎ ዝወቕዐ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዕድሚኦም ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ወፍሪ ክታበት ክወሃብ ኢዩ።
እቲ ወፍሪ ክታበት ካብ ሎሚ መዓልቲ 28 ሚያዚያ ክሳብ 1 ጉንበት 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ገዛ ንገዛ ብምዛር ከምዝወሃብ…
ነበር ህንፃ ቤት ፅሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ህንፃ ቤት ፅሕፈት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ተመሪቑ።
ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቲካን ኣያናን…
ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብትኹረት ክንሰርሕ ኢና-ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብትኹረት ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም።
ንልዕሊ 60 ዓመታት ዝዘለቐ ፅኑዕ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንቀርኒ ኣፍሪካ ኣርኣያ ከምዝኾነ…
ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም – ጀነራል ኣበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በክልተ እግሩ ደው ንክብል ብፅሒት ኣንበሳ ተዋፂኦም ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም።
ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብሄራዊ ህብረ ሓድነትን ዝጎልሀ…
ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
እቲ ህንፀት ብዳማርጆግ ፓርክ ኢንዱስትሪ ዝካየድ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት እተን ሃገራት ንቐፃሊ ኣብቲ ዓውዲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 27 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ንመበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ከንቲባ…