Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰራዊትና ንኲናት እነዳልዎ ሰላም ብምፅላእ ዘይኮነስ ሰላም ንምርግጋፅ ኢዩ-ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊትና ንኲናት እነዳልዎ ሰላም ብምፅላእ ዘይኮነስ ሰላም ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ተወካሊ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓላፊ ዋና መምርሒ ምትሕብባር ሜካናይዝድን ሌተናል ጄኔራል ኣለምእሸት ደግፌ ገሊፆም። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ኣብረርቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ‘’ነብሪታት 2014’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሞያ በረራ  ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ኣብረርቲ ኣመሪቑ። ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ "ኣናብር 2014" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘሰልጠኖም ኣብርረቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ…

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ትልሚ ክሳብ 40 ሚኢታዊት ምዕዋት ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ትልሚ ክሳብ 40 ሚኢታዊት ምስኻዕ ከምዝተኸኣለ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። 16 ቤት ዕዮታት መንግስቲ ዘካተተ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ፀገም ዘለዉ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ…

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ነዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ቅድሚ ክልተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ኣብ ዝተሰናደአ ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራት ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ፕላስ ተሳቲፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 127 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ካብ ሞንጎ እቲ 600 ሚሊየን ዶላር እቲ 200 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ እቲ 400 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ልቓሕ ኢዩ። እቲ…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም። “ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊኒየም ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝሳለጥ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ…

1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ኢዮም – ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ብዘይኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ዘገልግል ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ከምዝኾኑ ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ ገሊፆም። ሃገር ዝሕሉ ሰራዉት ምክልኃል ካብ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ሚነስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘምሓላለፈኦ…