Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ።
እቲ በዓል ምኅንያት ብምግባር እውን 3 ሺሕ ዳልጋ ከፍቲ፣ 5 ሺሕ ኣባጊዕን ኣጣልን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ።
ካብ ሕረተሰብ ዝመፅኡ ማሕረዲ እንስሳት ንምትእንጋድ ማሽናት…
ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክፍሊት ትኬት ኣየር ምፍፃም ዘኽእል ስምምዐነት ገይሮም።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ “ክልቲኦም ግዙፋት ትካላት ዝገበርዎ ስምምዕነት ከም…
መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
እቲ ውልቀ ሰብ ብቁፅሪ 107 ፍረ ዝኸውን መዕኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ኣብ ምድላው እናሃለወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሮ ክትትል ኣብ…
ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ከተማ ኣፍሊጡ።
በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ጉድኣት ኣካልን ከልተ ኮንተይነራትን ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
እቲ…
ኣብ እዋን በዓል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይሳለጡ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ትንሳዔን ዒድ-ኣልፈጥርን ምቅራቦም ስዒቡ ክህሉ ዝኽእል ፀገም ምቁርራፅን ምትሓትን ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ትካል ከምዝሓሮ፥ ኣብ ድሮን ዕለትን እቶም በዓላት…
ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ሓርማዝ ዘብፀሖ ጉድኣት ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ኢዩ፡፡
የኮንታ ዞን ፖሊስ አዛዥ ምክትል ኢንስፔክተር…
ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ-ኣምባሳደር ተሾመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝርከብን ኣብታ ሃገር ልዑል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 7 ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ክልተ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ፥ እቶም ኣብ…
ኣብ ዓውደ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣብ ዓውዲ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቢሸፍቱ ብርጋዴር ጄኔራል…
ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ቴክኒክን ሞያን ዶክተር በከር ሻሌ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ማዕቐፋት ማክሮ ኢኮኖሚን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…