Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦርቶዶስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ዋግ ኽምራ፥ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ገይራ። ነቲ ደገፍ ዘረከቡ ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ኣቡነ በርናባስ ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኣብዛ ሃገር…

ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ የድሊ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መርሃ ግብሪ…

ህወሓት ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ንፁሃን ኣሕዲጉ ብምውሳድ ልምዲ ዘለዎ ውድብ ምዃኑ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብምኽንያ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምሕዳግ ልምዱ የቐፅል ምህላዉ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም። ጉዳይ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝከታተሉን ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ሲሞ ፓርቪያነን ምስ…

መለለዪ ስቲከር ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ዝኾና ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህባ ተሸከርከርቲ ተረባሕቲ ዝተተለመ ድጎማ ነዳዲ ምዃነን ዝገልፅ መፍለዪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፍለዪ ክልተ ዓይነት እንትኸውን፥ ንስሩዕ ሃገር ኣቋራፂ ተሸከርከርቲ ኣገለልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ኣብ ክልላት ንዝርከባ…

ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ልዕሊ 600 ሺሕ ንዝኾኑ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ግዳያት ጎንፂ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታ ንዝነብሩ 620 ሺሕ ሓረስቶት እታወት ሕርሻ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። ተወካሊት ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ…

ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓቃቤ ሕግታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ህጊ ክልል ኦሮሚያ ኣዱኛ ኣሕመድ÷ ቢሮ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ብዛዕባ ሕግን ስርዓት ፍትሕን ግንዛበ ንምፍጣር፣ ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ናይ ገበን…

ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመላእ ህዝብና ዋልታ ሰላምን ደሕንነትን ንምዃን ዘኽእለና ዓቕሚ እናሃነፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣወሃህባ ኣፍልጦ…

ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ። ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋን ወፍርታት ህልውናን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ጅግንነት ንዝፈፀሙን ዝበለፀ ውፅኢት ስራሕ ዘመዝገቡን ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ፤…

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህልውናኣን ሉኣላዊነታን ሓደጋ ኣብ ዘንፀላለወሉ እዋን ፀጋማታ ንምቅላስ ፖሊስ ኣብ ቅድሚት ተሰላፊ ነይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህልውናኣን ሉኣላዊነታን ሓደጋ ኣብ ዘንፀላለወሉ እዋን ፀጋማታ ንምቅላስ ፖሊስ ኣብ ቅድሚት ተሰላፊ ነይሩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…

ተወዳደርቲ መዛዘሚ ምዕራፍ 10 ፋና ላምሮት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ተወዳደርቲ መዛዘሚ ምዕራፍ 10 ፋና ላምሮት ተፈሊጦም። እቶም ንናይ ፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዝግበር ውድድር ተዓወትቲ ንምዃን ክነሓንሑ ኢዮም ተባሂሉ። ብሓፈሻ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ…