Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም ኣስታት 7 ሺሕ ዝኾኑ ንፁሃን ቀቲሉ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም 6 ሺሕን 985 ንፁሃን ምቕታሉ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ። ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ህወሓት ብዘካየዶ ወረራ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፅሖ ጉድኣት በዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ…

ሰላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምርግጋፅ ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀጥታ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምርግጋፅ ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀጥታ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኮሚሽን ፖሊስ  ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ዳይሬክተርን ምክትል ኮማንደርን ማርቆስ ታደሰ ንግዜኢ…

ዜጋታት በብእዋኑ እንተበኣኣሰ ካብዝመፅአ ምድንጋር ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚዲያ  ንገዛእ ርእሶም ባዕሎም ንክሕልዉ ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በብእዋኑ እንተበኣኣሰ ካብዝመፅአ ብኣጭበርበርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጠቓላዕቲ ንዘይምዃን ዜጋታት መንነቶም ምስ ዘይፍለጡ ውልቀሰባት ብብይነመርበብ ዝገብርዎ ርክብ ጥንቃቐ ንክወስዱ ኣገልግሎት ሓበራዊ  ግብረ-ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ግብረ-ሓይሊ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ ሓላፍነት ዘበን ንክኾነሎም ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ብምሿሞም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝገለፅዎ፥ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ወረራ ንምፍፃም ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ብፀረ-ህዝቢነቱ ምቕፃሉ ዘረጋግፅ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘው ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣጎራበቲ ትግራይ ዘለዋ ክልላት ዳግም ወረራ ንምፍፃም ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ካብ ስሕተቱ ዘይምምሃሩን ፀረ-ህዝቢነቱ ዝቐፀለሉ ምዃኑ ዘረጋግፅ ከምዝኾነን ዘርኢ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘው ተሻገር…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባብታት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈላለዩ ከባብታትን ኣይወፅአን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባብታት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈላለዩ ከባብታትን ከምዘይወፀ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓቲ ኣብ ዝሃቡዎ…

ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን  ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን  ክንከውን ይግበአና – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን  ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን  ክንከውን ይግበአና  ክብሉ ምክትል ክንተባ ከተማ ኣድስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፤ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ኣይተ ጃንጥራር ኣብ ክፍለ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፀገማት ዕልባት ንምሃብ ይጉዓዘሉ ዘሎ መንገዲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ደመቀ መኮንን ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔት ዌበር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኽነግስ ብምኽንያት ጎንፂን…

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኢኔት ዌበር ተዛቲዮም። እቶም ኣፈጉባኤ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዝለጠፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ፖለቲካን ፀፅታን ኢትዮጵያ በምድሃብ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ነዳዲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ኮጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስትር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ…