Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ብመሰረት እዚ፥ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን…
ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ተገኔ ረጋሳ ወፍሪ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ኣመልኪቶም ኣብ…
መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ጉባኤ÷ ንቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ንኣዝማዶም ብሓፈሻ ንመላእ…
ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።
ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ…
“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ኬንያ፣ ህንዲን ቤልጂየምን…
ልዕሊ 102 ሺሕ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝብሩ ልዕሊ 102 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስቲ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ንኽምለሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ልዕሊ 750…
ሩሲያን ዩክሬንን ሰብኣዊ መተሓላለፊ መስመር ንምድላው ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልቲአን ሃገራት ትማሊ ኣብ ቤላሩስ ብዝገበረኦ ካልኣይ ዙር ድርድር ንፁሃን ካብ ከባቢ ኲናት ንኽወፅኡ ዘኽእል ሰብኣዊ መተሓላለፊ መስመር ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተሓቢሩ።
ስለዝኾነ ንፁሃን ካብ ቀጠና ኲናት ንምውፃእን ሰብኣዊ ሓገዝ…
ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝዝቲ መድረኸት ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ፕሮሞሽን ዝዝቲ መድረኽ ብምትሕብባር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ትካል ልምኣት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተሰናዲኡ፡፡
ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝተሰናደአ መድረኸት እንትኸውን፥ ኣብቲ…
ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።
ብመሰረት እዚ÷ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ማላንካራ ህንዲ ብፁዕ ወቅዱስ ባስሊዮስ ማርቶማ ኣቡነ ማቴዎስ ሳልሳይ፣…