Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል እውን ተሳቲፎም፡፡
መንግስቲ እቲ ክልልን ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ገምጋም…
ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬሾ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲ ወሎን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደሴን ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
በቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምፅጋን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ከይዲ ስራሕ…
ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ዝቐርበሉ ግዘ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝቐርበሉ ግዘ ሎሚ መዓልቲ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝዛዘም ኮሚቴ ተቐባሊ ጠቆማ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ምርድዳእ ዘይተበፅሐሎምን ኣብ ሃገራዊ ህልውና ዝፈታተኑ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት…
በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ሃገር ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝሓለፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ደሚቓ ንኽትረአ ካብ ዝገብሩዋ በዓላት ሓደ ዝኾ በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ሃገር ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝሓለፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ነቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ በዓል…
ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉ እብ ምርድዳእ በፂሕና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉን ብሓባር ንምስራሕን እብ ምርድዳእ በፂሕና ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያብራክ ኣልፕ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ…
ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ።
ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ሰላምን ልምዓትን ዲፕሎማሲ ሃገሮም ዝህልዎም ግደን ኣብ ከተማ ጎንደር ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ዘድሃበ ዓውዲ መፅናዕቲ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብመሰረታዊነት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ንኅህሉ ክገብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብመሰረታዊነት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ንኅህሉ ክገብር ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘቐመጠኡ ፅሑፍ፥ ሕገ መንግስቲ መሰረት ብምግባር መጣየሺ ኣዋጅ…
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ግመገማ ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ኣይተ ፍቓዱ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ዶብ ሰጊሮም መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ክልል ጋምቤላ እዋኑ…
ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ።
ትማሊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ዝተሳተፉሉ ሰሚናር ተኻይዱ።
እቲ ሰሚናር በቐንዱ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ፈረንጂ ዓመት ዝተኻየደ ፎረም ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ…