Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ብሄራዊ ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ሒዙዎም ዝነበሩ ከባቢታት ንምልቃቕ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ናብ ግንባር ብምኻድ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዝተሳለጡ ለውጢታትን ዝተፈጠሩ ሓደሽቲ ዕድላትን ንምትእንጋድ፣ ሃገር ቦቀል ሪፎርም ኢኮኖሚን መሰታ…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ሰለስተ ኣዋረሕ ዝዓምዎም ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም። እቲ ትልሚ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኣብ…

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ  234 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ 22 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምረቑ ዝግበኦም ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ብምኽኒያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትምህርቶም ተኣጓጒሉ ናይ መመረቒ ጊዜኦም ከምዝተናውሐ ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መርግጋፅ ሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ፍትሒ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን። ኣብ ፅሬት ሀንፀት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ጋብሪኤላ ቡቸርን ተዛቲዮም። ድርቂ፣ ኮቪድ 19፣ ጎንፂን ምምዝባልን ኣብ…

ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ልዝብ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ ሓደሽቲ ድንጋገታት ሕጊን ኣብ ለኣኽቲ ትካላት እናተፈጠረ ዝርከብ ፅዕንቶ ብስፍሓት ዝተልዓለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ መሸጢ ሞባይልን መደብር ሸቐጣ ሸቐጥን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ 8 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ…

ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ  ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ካብ 6 መጋቢት ጀሚሩ ከምዝቐፀለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ምጅማሩ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ገሊፁ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…