Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየንን 487 ሚሊየንን 562 ሺሕን 425 ነጥቢ 97 ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር 240 ቢሊየንን 338 ሚሊየንን 604 ሺሕን 387 ነጥቢ 02 ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ከምዝነበረ ድማ…
ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ እናተጋደደ ምምፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ ካብ እዋን ናብ እዋን እናተጋደደ ምምፅኡ መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቀሊል ባቡረ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ቢልቱማ…
ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ (OPGW) ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ።
መካየዲ ስራሕ ቢሮ ኦፕሬሽን ፋይበር ኦፕቲክስን ፅገናን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኤርሚያስ ገብረመድህን ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ኮምቦልቻ-…
ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ከትትል እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ።
እቶም…
መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝገለፆ፥ ቀዳማይ ዙር ተፈተንቲ ብዝምልከት
• ብተፈጥሮ ሳይንስ ኣብ መንግስታዊ ዩንቨርስቲታት 363 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 351 ንደቂ
ኣኒስቲዮ
• ኣብ…
ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን።
እተን ኣምባሳደር ኣብ ዑደተን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ቀረባ እዋን ሓሙሽተ ናይ ፅዕነት ኣየራት ቦይንግ 777-8 ኣውሮፕላን…
ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ዣንግ ዡ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተዘሓሒሉ ዝፀንሐ ዓውዲ ቱሪዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዘኽእሉ ተላዚቦም።
ብተወሳኺ ኣበ መንጎ…
ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ።
ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ።
እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ…
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮን ኣብቲ ቀፅሪ ኣብቲ ግቢ ንምፍታር ዝፈተኑ ኣካላትን ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምውዳድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር…
ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት በዓል 9 ደብሪ ህንፃ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ንህንፀት እቲ ህንፃ 895 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብቲ መርሃ…