Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ደቡብ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ምክትል ኣቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ሱዳንን (ኤስ ፒ ኤል ኤም) ፕሮፌሰር ዶኮተር ጀምስ ዋኒ ኢጋ ገሊፆም።
ምክትል ኣቦ…
ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ከምትቕፅል ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ፌቭዚ ሻንቨርዲ ገሊፆም።
ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ገዛኢ ፓርቲ ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተረኺቦም…
ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ ፕሮፌሰር ኢክባል ጃዝብሃይ ተዛሪቦም።
እቶም ፕሮፌሰር ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ…
ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን – ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ኣብ ታሪኽ ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን” ክብላ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን።
እተን ኣካቢት ኣብ ስነ-ስርዓት…
ፓርቲ ብልፅግና ድሌት ሰላም፣ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘላቕነት ንምርግጋፅ ዝሰርሕ ህብረ ብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ዘመሓላለፉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ድሌት…
መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርት መኽፈቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ፣ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ፣ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት፣ ተወከልቲ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓሬተኦም ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓሬተኦም ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ብምሕባር፤ ሎሚ…
ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሜካናይዝድን ከቢድን ቀሊልን ተሸከርከርቲን ምሽክርካርን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ምክትል ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ሜጀር ጀነራል እንዳልካቸው…
እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ኣመልኪቱ ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ።
ውፅኢት እቲ ምርመራ ቅድሚ ሕዚ ኢሰመኮ ምስ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ…
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ሳፋሪኮም ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሳፋሪኮምን ክልቲኦም ትካላት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሸብር…