Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ከምዝተቐተሉ መሰኻኽር ዓይኒ ተዛሪቦም። 'ኢትዮጵያን ንምፍራስ ናብ ሲኦል ክንወርድ ኢና' ብምባል ናይ ጥፍኣት ኢዱ ዝዘርገሐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበር ጉዕዞ ኣመልኪቶምን ንዝተመዛበሉ ወገናት ምሕጋዝ ኣብ ዝኽእልሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ፤ ሲያትል፤ ከምኡ እውን ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተገበረ ፃውዒት በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ንምብዓል ኣመልኪቱ ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምሕጋዝ…

ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ትምህርቲ ዝርከበሉ ብርኪ ዘርኢ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት እናተኻየደ እንትኾን÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ…

ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ይሳለጥ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ እናተኻየዱ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበን መግለፂ ሂበን። ኣብ…

3ይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ጉዳያት ኣፍሪካ ብስፍሓት ዝተለዓሉሉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳተፈትሉ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ኣፍሪካውያን ባዕሎም ደው ምባል ንኽኽእሉ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘድሃቡ ምትሕብባራት የድልዮም ዝብል ሓሳብ ተሰጒሙሉ ዝተሰጎመሉ ከምዝነበረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።…

ኣባላት ሸኔ ምስ ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ወረዳታት ኣንፍሎን ጋዎ ቄቤ ኣባላት ሸኔ ምስ ዝዘረፉዎ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶምን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፥ እቲ ጉጅለ ዘሪፉ ካብ ዝነበረ 56…

ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ – ነባሪት ከተማ ወልዲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ” ክትብል ውልቀ ተበዳሊት ነባሪት ከተማ ወልዲያ ገሊፃ። ከተማ ወልዲያ ካብ ግብረ ራዕዲ ህሓት ናፃ ምውፃኣ ስዒቡ እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም…

ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ግዝኣታት ሺንግተን ዲሲ፣ ሜሪላንድን ቨርጂንያን ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ። ኣብተን ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነትን ናይ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣነ ሓላዊ ሓፍተይ እየ፣ ሰላም ይዕሰል፣ ኣብ ለዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ጠጠው ይበል” ብዝብል መሪሕ ቃል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ…

ቢሮ ትራንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 44 ሚሊየን ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቢሮ ትራንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምኽንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናትን ልዕሊ ብር 44 ሚሊየን ብዓይነትን ብገንዘብን ኣብ ግምባር ደሴ ተረኺቦም ድጋፍም ኣበርኪቶም። ናይ መግቢ፣…