Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ንከተማ ወልዲያ ሓዊሱ ከባቢታት ሰሜን ወሎ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ
ሰበር ዜና
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ንከተማ ወልዲያ ሓዊሱ ከተማታት ሃራ፣ ሳንቃ፣ ሲሪንቃን ቆቦን ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ።
ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከምዝሓበሮ፥ ጥምረት ሓይሊተታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ብወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት…
ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘዓነወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘለዎ ኣቑሑት ሕክምና ብሓገዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘዓነወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘለዎ ኣቑሑት ሕክምና ብሓገዝ ኣበረኪቱ።
መካየዲ ስራሕ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ዶክተር ታደሰ…
ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተወሰነ ውሳነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን ንተፈፃምነቱ እውን ኣይትተሓባበርን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተወሰነ ውሳነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎን ንተፈፃምነቱ ከምዘይትተሓባበርን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ምሕዝነት ቱርኪ ኣፍሪካ እናተሳተፉ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።
ካብ 30 ዝበልፁ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም ይሳተፉ ኣለዉ።
ቱርኪ ምስ…
ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዘሎ ኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ሓይልታት ጠጠው ንኽብሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዘሎ ኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ሓይልታት ጠጠው ንኽብል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣብ ደቡብ አፍሪካ ኣባልን መስራቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዩናይትድ ሚዲያ ሃውስ ኣይተ በሃይሉ መሓመድ…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ኣመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣመስጊነን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ብሓገዝኹምን ንኢትዮጵያ ብዝፈትዉ ኩሎምን ዝተጎድኡን…
ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ፡፡
ሚኒስተር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ትማሊ 8 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ንኣንባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣውር ስቴፓንን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡
ኣፍቲ…
ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ።
ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ግምባር ቆቦ ቅድም ኢሉ በረኽቲ ቦታታት ዞብል ተቖፃፂሩ ዝነበረ እንትኸውን፥ ኣድማስ…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ከምትኹንን ሩሲያ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል መምርሒ ከምትኽተልን ሕረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ዝግበር ጥምረት ከምትድግፍ ገሊፃ።
ትማሊ ኢትዮጵያ ዘይተሳተፈትሉ ኣኼባ ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ቤት ምኅሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ…
ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን።
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝተቛረፀን ከተማታት ኣገልግሎት ንኽረኽባ እናተገበረ ብዝርከብ ርብር÷ ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ደብረ ብርሃን ትርከብ…