Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
89 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ተበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ቦስተን ምስ ጋንታ ስፖርት የኢትዮጵያውያን ቦስተን ብምትሕብባር 89 ሺሕ ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ጋንታ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዘረከቦም ቬንትሌተራት ናብ ሚኒስቴር ጥዕና…
ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና – ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ።
ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሬዲዮ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ፃንሒት ገይሮም።
ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ።
ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መካየዲ ስራሕ ፋና ኤፍ ኤም ደሴ ኣይተ ዘሩ ከፈለኝ ከምዝገለፁዎ፥ ግበረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ነታ ከተማ ብወራር…
ዲያስፖራ ናብ ሃገሩ ንምምፃእ ልዑል ተበግሶ እናርኣየ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ስዒቡ ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ልዑል ተበግሶ እናርኣዩ ምህላዎም ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደገ ዝነብሩ ሓደ ሚልየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ -ኢትዮጵያውያንን ንዝመፅእ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ኣብፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዘይቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ ተገሊፁ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ታምራት ሞላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ክልል ደቡብ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ዝኹንኑ ሰልፍታት ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ጉራጌ፣ ስልጤ፣ ከምባታን ጠምባሮን ኢዮም ”ሰላም ይዕሰል፤ ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝፍፀም ጥቕዓት ደው ይበል" ብዝብል መሪሕ ቃል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንኑ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሰልፍታት ተኻይዶም፡፡
እቲ መጥቃዕቲ…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 1ይ ዓመት 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ህፁፅ ጉባኤ መጣየሺ ኢንስቲትዩት ፕላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ፣ መፅቒ ውዳበኣዊ ፕላን እቲ ምምሕዳር፣ ኣፈፀምቲ ምምሕዳር ድሬዳዋን ኣካላት ኣገልግሎት መሰናድኢን ከም…
ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ተወቂዖም ዝነበሩ ፓሎታት ኤሌክትሪክ ናይ መሊስካ ምትካል ስራሕቲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ዝወደቑ ፓሎታት ኤሌክትሪክ ናይ ምትካል ስራሕቲ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምፅጋን መሊሶም ኣብ ስራሕቲ ንምውዓል ዝግበር ዘሎ…
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ዘሪፉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ከምዝዘረፈ ተገሊፁ።
ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉን ዝተዘረፉን ፋብሪካታት ተዓዚቡ።
ኣብ ከተማ ኮምቦልቫ 200 ናይ…