Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።…
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ውሕመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘድሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ገሊፁ።
እቲ ድርቂ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኬንያ፣ ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣስታት 13 ሚሊየን ሰባት…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ዝቕፅል ሰንበት ከመርቕ ኢዩ።
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምኽባር መበል 80 ዓመት ምስረትኡን ምረቓ ዋና ቤት ዕዮኡን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
እቲ መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ…
ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ከምዝጅምር ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኣበበ ግርማ ገሊፆም።
ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ እቲ ዩኒቨርሲቲ ስራሕቲ መሊስካ ፅገና ብምግባር ካብ 7…
ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ንብረቱ ዝዓነዎን ዝተዘረፎን ሆስፒታል ኮምቦልቻ ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ ንተገልገልቲ እፎይታ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ እዋን እቲ ኲናት ልዑል ጉድኣት ዘተኣናገደ እቲ ሆስፒታል፥ ብፍላይ ሆስፒታል ኣለርት ብዝገበረሉ…
ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ጋምቤላ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣስታት 130 ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ቦንጋ ፀገም ጥዕና ኣጋጢሙዎም ከምዝነበረ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ገሊፁ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ፥ እቶም ሰልጠንቲ ዘጋጠሞም ፀገም ጥዕና…
ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንመፍረዪ ወረቐት ዘገልግል “ፐልፕ” ዘፍረዩ ተምሃሮ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ስዒሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኬሚካል ምህንድስና ፍራምረን ካልኦት ተረፍመረፍ ውፅኢታት ብምጥቃም ንወረቐት መስርሒ ዝኸውን “ፐልፕ” ብምፍራይ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ናይ 245…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ብምዃን ምስ ዳይሬክተር ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ሴን ጆንስ ኣብቲ…
ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ፕሮጀክት ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ኬኒያ ኣሳሊጡ።
እቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ።
ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ…