Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣቕኒዖም ጦር ወገን ንምምራሕ ካብ ዝጀመሩሉ እዋን ጀሚሩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ንግበረ ራዕዲ ህወሓት ብምኹናን ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም። እቲ ሰልፊ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ኣብ ኵናት ዝርከቡ መናእሰይ ትግራይ ኢድ ንኽህቡን ዘተሓሳስብ መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።…

ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ባይታ…

ወፍሪ ህልውና ብዓወታት ተዓጂቡ እናተፈፀመ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ድጋፍ ዜጋታት ናብ ግምባር ካብ ምዝማት ብተወሳኺ ብዝተፈላለዩ ሓገዛት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ህልውና ማሕበረሰብ ዓለም ብዘተሰሓሓተ መገዲ…

መንግስቲ ድኽዳኸ ህፃናት ንምቅራፍ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቃልኪዳን ምስፍሕፋሕ ሰቆጣ ትኹረት ዝገበረን ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐን መድረኽ ዘተ ብበይነ መርበብ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድኽዳኸ ህፃናት ንምቅራፍ ኣብ ምግብን ስርዓተ ምግብን ጠመተ ሂቡ…

ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅል ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቅ ኣፍሊጦም። እቲ ወራሪ ጉጅለ ወሪሩዎም ኣብ ዝነበረ ከባቢታት ብዙሓት ጥፍኣታት እናፈፀመ ምፅንሑ…

ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ…

ልዕሊ 72 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 72 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኮሚሽን ጉምሩኽ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 47 ነጥቢ 4 ብር ኣተው ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 24…

ዓለም ለኸ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ብራዚል ሳኦፖሎ መብፅኡ ድማ ዱባይን ናይጄሪያን ብምግባር ብኣውሮፕላን እናተጓዓዙ ዝነበሩ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣዘዋወርቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክልተ ናይጀሪያውያንን ሓንቲ ብራዚላዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ዙሪያ ኣዲስ…