Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ይጉብንዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወንጂ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ይግብሩ ኣለዉ።
ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ጌቱ ገመቹ፥ ኣብቲ ዑደት ንዝተሳተፉ ዳያስፖራታት ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ኣቮካዶ፣ ፓፓያን ካልኦት…
ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ጎንፂታት ናይ ምገፍታሕን ምህዳእን ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጎንፂታት ንፍታሕ፣ ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ምፅራይ፣ ፍትሒ ስግግር ንመሃብ፣ ሓድነት ህዝቢ ንምጥንኻርን ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣርን ዘኽእል ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝፀንሐ ገሊፁ።
እቲ…
ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ህብር ታወር ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ዋና ቤት መስርሕ ህንፃ ኣመሪቑ።
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ምረቓ ህንፃ እቲ ባንኪ ብዕሊ መሪቐን።
ካብ ዝጣየሽ 23 ዓመታት ዘቑፀረ ባንኪ ሕብረት እቲ…
ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያንን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝተኣከበ 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ንምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ኣረኪቦም።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከቡ ወገናት፤ ኣብያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ…
ኣብ ዞባ ጉራጌ ንተመዛበልቲ ወገናት መስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፀይቲ ድጋፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ወረዳን ከተማን ንተመዛበልቲ ወገናት ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን ንመስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፅይቲ ድጋፍ ተገይሩ።
እቲ ዝተገበረ ድጋፍ ኣብ መንጎ ሕብረተሰብ ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ስግኣት ምዃን ኣብ ዘይኽእለሉ ብርኪ ክሳብ ዝበፅሕ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕጽል ይግባእ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ስግኣት ምዃን ኣብ ዘይኽእለሉ ብርኪ ክሳብ ዝበፅሕን ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ዕዙዝ ኣበርክቶ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕጽል ከምዝግብኦ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓቲቶም።
ኣባላት ዲያስፖራ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓላፊ ማኔጅመንት ልምዓት መሬት ፍርቂ ሚሊየን ብር ጉቦ እንትቕበል ኢድ ብኢድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 11 ኣገልግሎት መሬት ከፈፅም ብምባል ካብ ሓደ በዓል ጉዳይ 500 ሺሕ ብር ብላዕ ዝተቐበለ ሓላፊ ማኔጅመንት ልምዓት መሬት ኣይተ ብርሃን ጌራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ።
ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ ኮማንደር ደመና…
ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ኣሚሶምን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም።
ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ይርከብ – ብ/ጄነራል ነገራ ሌሊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ንሎጂስቲክስ ኣየር ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ገሊፆም።
ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ፃውዒት መንግስቲ ስዒቡ ናብ ሃገር…
ኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞምዎም።
እተቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 3 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም…