Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ጥምቀት ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ብድምቀት ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ከጋጥሙ ዝኽእሉ…
ከቢድ ገበን ምቕታል ሰብ ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብሞትን ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፅዑ ተበይኑሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ምቕታል ሰብ ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብሞትን ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፅዑ ተበይኑሎም።
እቲ መቕፃዕቲ ዝተመሓላለፈ ኣብ ልዕሊ 1ይ ተኸሳሲ ሃብታሙ /ጊታር/ እንዳላማው፣ 2ይ ተኸሳሲ ምስጋናው /ጉቸ/ ደርሶ፣ 3ይ ተኸሳሲ ሃብቱ /ማስተር/…
ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።
ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፍጹም ኣረጋ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገጾም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ "ኮቪድ-19፣ በረድ ይኹን ቁሪ፤ ወገናት ንምድጋፍ…
ክልል ሃረሪ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ክልል ሶማሌ ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን እቲ ክልል ዘካተተ ልኡሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ…
ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ ዘለዋ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ስራሕቲ ፅገና ጉድኣት ዝበፅሖም መስመራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ እተን ከተማታት ካብ 10 ሰዓት ጀሚረን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ከምዝሓበሮ…
ብሚኒሰስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ኣብ ደሴን ካልኦት ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ።
እቲ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ክሕልዉ ይግባእ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ብምሕላው ኣብ ህንፀት ኢትዮጵያ ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም።
ዶክተር…
በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ጌዴኦ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሄረሰብ ጌዴኦ ስነስርዓት በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ኣብ ወረዳ ቡሌ ኣብ ዝርከብ ዓቢዪ ሶንጎ ኦዳያኣ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ መልእኽታት ዝመሓላለፉሉ ኢዩ ተባሂሉ።
በዓል ደራሮ ብሄረሰብ ጌዴኦ ካብ ኣረጊት…
ኣመልድ ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ ይሕግዝ ኣሎ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ትካል ልምዓትን እግሪ ምትካልን ኣምሓራ (ኣመልድ)ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ እናሓገዘ ምዃኑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ እቲ ትካልን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም።
መበል 12…
ናይዚ ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ – ኣማኻሪ ባንኪ ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ መበል 21 ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ” ክብሉ ኣማኻሪ ባንኪ ዓለምን ኣብ ካውንስል ኣትላንቲክ ማዕኸን መፅናዕትን ምርምርን ተመራማሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣይተ ገብርኤል ንጋቱ…