Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንኣህጉርና ኣኹሪዓ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንዘርአየቶ መርህ፣ ጭዋነትን ሓድነትን ኣፍሪካ ማእኸል ዝገበረ ቅዋም ሃገርናን ኣህጉርናን ዘኹረዐት ብምዃና ንመንግስቲን…
ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ቅድሚ ሕዚ ዝነበሩዎም ርክባት ዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ኣብ ሓበራዊ ልምዓት ዶብ ክልል…
122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ዝተሰናደአ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ናብ ቤት ምኽ ሚኒስትራት ቀሪቡ።
እቲ ተወሳኺ በጀት መሐለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ…
መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ መድረክ ዘተ ድማ ኣመራርሓ እቲ ክልል ንቐፃሊ ተልዕኮ ንኽዳለውን ብቕዓት ዘለዎም ንምግባርን ዝተዳለወ እዩ፡፡
ኣብቲ ክልል ብዝነበረ…
ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
ዋይ ቢ ኤም ዝተብሃለ እቲ ፋብሪካ፥ ብ104 ሚሊየን ብር ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ይርጋለም ዝተጣየሸን ናይ ኣቮካዶ ዘይቲ ብምፍራይ ናብ ወፃኢ ዝልእኽን ኢዩ፡፡
ምስ 40…
ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ክምረፁ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ከምዝምረፁን ሽመቶም በባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝፀድቕን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
ኣካቢት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ ኣብ…
አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ…
ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ።
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ድሕሪ ጎንፂ ዝህልዉ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ስነ-ልቦናዊ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብዝቐረቡ ፅሑፋት ሙሁራት እናተዛተዩሎም ይርከቡ።…
ብከይዲ ኩናት ህልውና ዝተረኸበ ሓድነት ንኢትዮጵያ ዘላቂ፣ ኩለመዳይ ሰላምን ዕብየትን ክጠቅም ዘኽእል ዘተ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ላዕለዎት መንግስቲ ፌደራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ጀሚሩ፡፡
መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኩናት ህልውና ናይ መጀመርያ ምዓራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፤ ዝተረኸቡ ኩለመዳይ ዓወታት ሓሊኻ ናብ ዘላቂ ሰላምን ልምዓትን…
ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተሰናዲኦም ኢዮም – ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምዝተሰናድኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒሰስቴር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 100 መዓልቲታት ምክያዱ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ለውጢ ውዳበ እቲ…