Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ ብር 360 ሚልየን ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ ናብ ስራሕ ዝኣወ እቲ ቤት ዕዮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እዚ…

ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑዎ። መጣየሺ ኣዋጅ እቲ ኮሚሽን ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014፥ ብ13 ተቓውሞ፣ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምጺ ኢዩ ፀዲቑ። ብፍሬህይወት ሰፊው ከባቢኦም…

ንባዕዳዊያን ገዛእቲ ዝሰዓረት ኢትዮጵያ፤ ካብ ውሽጣ ዝወፀ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣይትፈርስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቖፃፅራ ኣውሮፓ 1896 ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝፈፀሞ ወራር ዝሰዓረትን ብባዕዳዊያን ገዛእቲ ሓይልታት ዘይተገዝአት ሃገር ብምዃና÷ ኣብዛ ሃገር ብዝተፈጠረ ጎንፂ ክትፈርስ እያ ኢልካ ምሕሳብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይምፍላጥ ከምዝኾነ ቤንጃሚን…

ክልል ሶማሌ ንሰራዊት መከላኺሊ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን ኣበርኪቱ። እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ ብዙሓት ሓገዛት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ናይሕዚ ሓገዝ 11 ሺሕ ሽርጣት፣ 500 ካርቶን ተምሪን 150 ካርቶን ፀባን…

ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ኢትዮጵያውያን፣ ተወውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኢትዮጵያን ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳንን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ምክያድ ጀሚሩ። ብፕሬዚዳንት ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳን ጄኔራል ኣሕመድ ኣልዑምዳ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ማእኸል ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ሓዱሽ ማእኸል ዳያስፖራ ናብ ስራሕ ኣቲዩ። እቲ ማእኸል ናብ ስራሕ ናይ ምእታው ስነ-ስርዓት እናተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ማሕበራት ዳያስፖራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ዳያስፖራን ብምውዳድ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ። ኣብቲ ምድላው ላዕለዎት ሰብ መዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኩሎም ትካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝፈፀሞ ወራር ስዒቡ ዝቐረበ ቃልሲ ህልውና ንምሕጋዝ ስሩዕ ኣገልግሎት ኣቋፆም ዝነበሩ ኩሎም ካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልለ ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘሕለፎ…