Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ን6 ኣዋርሕ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።
ቤት…
ዘመትቲ ወረዳ እብናት ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራዘመሓላለፎ ፃውዒት ተቐቢሎም ንግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ ናብ ጦር ግምባር ይወፍሩ ኣለዉ።
ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ኣብ ክልል ኣምሓራ እንብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን…
ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣፍሊጦም።
ኣይተ ግዛቸው፥ እቲ ማሕበረሰብ መንግስቲ እቲ ክልል ዘቕረቦ ፃውዒት ብምቕባል ሃፍቱን ንብረቱን ንዘመቻ…
ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና – ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና ክብል ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ገሊፁ።
እቲ ክልለ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገርና ካብ ወራሪ ንምድሓን ዝኽፈል መስዋእቲ ብምኽፋል ዘበን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዘግብ ኢና ኢሉ።
ሃገርና ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ስነ ስርዓት ምፍናው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ምፍናው እቶም ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ …
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር…
ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ- ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
ኣዲስ ኣበባ፣24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብላ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፀን።
እተን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኽ ሃገር ዘለወን ድጋፍ ንምግላፅ ደም ለጊሰን።
ኣብዝሃብኡ ርእይቶ…
ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስእኪ ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስልኪ "9977" ዕላዊ ተገይሩ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት ዘኪሮም ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዘኪሮም ውዒሎም።
ኣብቲ እዋን መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ፀሎት ሕሊናን ምብራህ ጥዋፍን ከምዝተገበረሎም እውን ተገሊፁ።
እቶም ኣባላት…
ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም።
እቶም ነበርቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ቀዳማይ ዓመት እንትዝክሩ ሃገራዊ ነታት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብ…