Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጁንታ ዘጋወሖ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንደሓር ብምባል ኩሉ ሰብ ሃገሩ ክሕሉ ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣብታ ከተማ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ተመልኪቱ።
ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ትካላት ሕክምና፣ ኣቢያተ መድሓኒት፣ ኣቢያተ ንግዲ፣ ኣገልግሎታት ትራንስፖርትን ትካላት መውሃቢ ኣገልግሎት…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ-ልማትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣላስታር ማክፋይል ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን።
እቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መንግስቲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ስእነት ስራሕ፣ ሕፅረት መንበሪ…
መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡
ማሽን ተንቀሳቓሲ ኤክስሬይ፣ ኣልትራሳውንድ፣ ናይ ሆስፒታል ዓራታትን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን…
መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ።
እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ…
ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ከምኡ እውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም።
ድሕሪ እቲ ዑደት እተን ሓለፍቲ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ፋብሪካ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥…
4ይ ምርኢት ንግዲ ቻይና ኣብ ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ መፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ራብዓይ ዙር ምርኢት ንግዲ ወፃኢ ቻይና ኣብ ዕደዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅ ተሓቢሩ።
መካየዲ ስራሕ ዝዓበየ ኣፍራዪን ለኣኺን ቡን ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ እስራኤል ደገፋ ምስ ሺንዋ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ትካሎም ኣብቲ ምርኢት ብምስታፍ…
መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ተንቀሳቒሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ይንቀሳቐሱ ኣለዉ።
ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንዓመታት እንትብድሎም ዝፀንሑ እቶም መናእሰይ፥ ዳግማይ በደል ክንሕከም እንኽእለሉ ምኽኒያት የለን” ኢሎም።
ስለዝኾነ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ…
“ሃገረይ ኣብ እትደሊየኒ ግዳጅ ብምስላፍ ግደይ ክዋፃእ ኢየ-ወዲ 58 ዓመት ከታቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዓውደ ኲናት ዓሊሞም ተኳሲ ከምዝኾኑ ይዝረበሎም።
ኣብ ውሽጦም ዘሎ ፍቕሪ ሃገር ስምዒት፣ ኣይሰዓርን በሃላይነትን ጥንካረን ድማ ኣብ እዋን መንእሰይነቶም ማዕረ ብዝኾነ መንፈስ ነህልውና ሃገር ንክስለፉ ገይሩዎም ኢዩ።
ኣብ ግንባር ጋሽና ምስ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነንን ምስ ፍሉይ ተወካሊ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣንቴ ዌበርን ተዛቲዮም።
ኮሚሽነር ጁታ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ወፃኢ ዓዲ ምስ ዝነብሩ መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም።
እቲ ዘተ ብቀንዱ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ኣብዚ ፈታኒ እዋን…