Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝሓበሮ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ብምክያድ ቀፀልቲ ኣንፈታት ኣቐሚጡ ኢዩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር…

ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር የድሊ – ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር ከምዝግባእ ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኣምሓራ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ካብ 4 ሺሕ ዝበልፁ ትካላት ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብቲ ክልል ዘዕነዎም ትካላት ምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭናን ቆቦን ንንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ  ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሪሩ ሒዝዎም ዝነበረ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ከባቢታት ጭናን ቆቦን ዝርከቡ ንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ  ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ከም ኣቆፃፅራ…

ብሄራዊ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ፤ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዓይነት ድጋፍ ኣረኪቡ፡፡ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘዳለዎ ድጋፍ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጅ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቡ፡፡…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዩ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼበቡኡ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። መንግስቲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተቐባልነት ረኺቡ እንትምረፅ ቃል ካብ ሞንጎ…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ  ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተረኸበ ዓወት ልዕልነት ሰራዊትናን መርኣያ ሓድነትናን ኢሉውን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ስነ ልቦና ስዓራይነት ዝፈጠረ እዩ ክብሉ ምሁራን ሓቢሮም፡፡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ…

ቢሮ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ታሪህ ትራንስፖርት እታ ከተማ ምምሕያሽ ክዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ምምሕያሽ መጠን ትራንስፖርት ከምዝገብር ቢሮ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እናሃቡ ዝርከቡ ኣሽከርከርቲ፥ ሓዱሽ መጠን ታሪፍ ዕላዊ…

ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ንኢሳት ጽሒፍዎ ተባሂሉ ዝተፈነወ ደብዳበ ሕሶት ምዃኑ ገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ "ኣብ ፀብፃባት ዜና ዓወት ጥንቃቐ ንክግበር ፃውዒት ብዛዕባ ምቕራብ" ዝብል ደብዳበ ንኢትዮጵያ ሳትላይት ቴሌቪዥን (ኢሳት) ከምዘይለኣኸ ኣፍሊጡ። ካብ 30 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር እናተወዝዐ ዝርከብ…

ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ ሎሚዘበን ዝኽበር መዓልቲ ዓለም ለኸ ፀረ-ግዕዝይና÷ "ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ ኣመራርሓ ካብ ግዕዝይና ንዝፀረየት ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ፡፡…