Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንስድራቤት እቲ ትካል ንምክልኻል መስዋእትነት ዝኸፈሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6  ነሓሰ 2013 ዓ.ም ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ጋይንት ጥሒሱ ኣብ ዝኣተወሉ ብምእታው ኣብ ከተማ ንፋስ መውጫ ዝርከብ ጨንፈር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንምዝራፍ እንትፍትን ዋርዲያታት እቲ ባንኪ ብርቱዕ ተጋድሎ ገይሮም ኢዮም። ኣብቲ እዋን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ እውን ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 22…

ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ጀኔራል ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን ኩባንያታት ሲኖ ሃይድሮ ቻይናን ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ፈሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ባልቻ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኡስ…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም። ሰራሕተኛታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ርቲ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ሰንዳፋ ወረዳ በርክ ጣቢያ ዳቤ ሙዳ ጎዶ ተረኺቦም ዝባፅሐ ዝራእቲ ስርናይ ስድራቤት ዘመትቲ…

ኣብ ብሪተኒያ ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታንያ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት “ኣነ እናሃለኹ ወገነይ ኣይጠሚን”…

ናይ ውልቀ መራኸብቲ ሓፋሽ ንሕብረተሰብ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ሓሊፎም ማሕበራዊ ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ይርከቡ -በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ውልቀ ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ምግባሮም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ንህፃናት ዝውዕሉ ሃነፅቲ…

ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ብሓባር ብምውዳድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ መንበሪ ገዛ 42 ሰባት ብዝገበሮ ፍተሻ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ምስቶም ዝተትሓዙ ዘይሕጋዊ ገንዘባት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ናብ ሰመራ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም 2 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ሰመራ ኣገልግሎት በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…

ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላዕለዎት መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊን መከፋፈሊ ጣቢያታታትን ምስ ኔትዎርክ መስመራት ፈነወ ክራኸቡ…

ኩባ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ ከምትኹንን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ኢትዮጵያዝተሾሙ ኣምባሳደር ኩባ ጆርግ ኤፍ.ኤል ኒኮላስ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ መንግስቲ ኩባ ከምዝኹንን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ንምክትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር…