Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብግረ ራዕዲ ሕወሓት ተወሪሮም ዝነበሩ ዝተረፉ ከተማታት ብጥምረት ሓይሉታት ፀፅታ ናፃ ይወፅኡ አለዉ
ሰበር ዜና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግረ ራዕዲ ሕወሓት ተወሪሮም ዝነበሩ ዝተረፉ ከተማታት ብጥምረት ሓይሉታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ብወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ናፃ እናወፅኡ ከምዝኾኑ ኣገልግሎትየ ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ…
ጉጅለ ጥፍኣት ሸኔ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ይድምሰስ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምፍራስ ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብጥምረት እናሰርሐ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ቡድን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ኦሮሚያ እናተንቀሳቐሰ ይረኸብ እምበር ብጥምረት ሓይሊታት ፀፀታ ሕልሙ እናፈሸለ ይርከብ።
ትማሊ ኣብ ከባቢ ምብራቕ ጉጂ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ኣዕንይዎ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ።
ግዜያዊ ኣተሓባባሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው መታፈርያ ከም ዝበልዎ÷ እቲ ጉጅለ ግበረ ራዕዲ ስራሕቲ ሰብኣዊን ኣገልግሎትን ምድሓን ህይወት…
ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ “1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር” ዝብል ምንቅስቓስ ፃውዒት ሰናይ መልሲ እናረኸበ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር" ዝብል ፃውዒት መንግስቲ ብኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵውያን ሰናይ መልሲ እናርአዩ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ…
ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክህልዋ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢን ድምፂን ክህልዋ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝሐሸ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ተመሓላሊፎም – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ክመሓላለፉ ከምዝኸኣሉ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ከምዝተመለሱ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሎሚ ይኹን ንቕድሚት ፀላእትና ጉልበቶም ደኺሙ፣ ናይ ፅልኢን ባእሲን…
ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )”ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ ክብላ” ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
መበል 16 በዓል መለዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ፡፡…
ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣፍሊጦም።
ዶክተር ጌዲዮን መቐመጢኦም ኣብ ጄኔቫ ንዝገበሩ ጉጅለ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ…
ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ይርከቡ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ከምዝርከቡ ሙሁራን ገሊፆም።
ምፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ተማራማሪ ምሕደራ ህዝቢን መንግስቲን ዶክተር መሓመድ ዓሊ ከምዝበሉዎ÷…