Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ኣስረስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኪሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ነስሪ ዘካራያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁ፥ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ሓይሊ ፀፅታ…

ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ እናካየደ ይርከብ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ገይሩ እንትሸይም፤ ኣይተ ኣማረ ሰጤ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይኖም ተመሪፆም፡፡…

ምስረታ ጉባኤ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲ ማለት እውን መውፅኢ ሕጊ፣ ተርጓሚ ሕጊን ኣፈፃሚን ክሽየሙ ኢዮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካቢኔ መንግስቲ እቲ ክልል ንምጥያሽ፥ ርእሰ ምምሕዳር፣…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽ ኣብ ውዕሉኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል እናተሳለጠ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ጣቢያ መረፃ ከተማ ደገሃቡር ተረኺቦም ኢዮም ድምፂ ሂቦም ዘለዉ። ኣይተ ሙስጠፌ ኣብ…

ኣፈ ጉባአኤ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈ ጉባአኤ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ዝወሃብ ህዝበ ውሳነ ኢየን ድምፂ ሂበን ዘለዋ። ህዝበ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ኣብ መረፃ ጣቢያ በጌ መድረሳ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ድምፂ ንኽኽበር ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም። ክሳብ ሕዚ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ…

ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ከይዲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ፣ ከተማ ዳውሮ፣ ካፋን ካልኦት ከባቢታትን ብዕሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ሪፖርተር ግዜኢ ኣብ ከተማ…

ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። መራፂ ህዝቢ ኣብ ጣቢያታት መረጻ ተረኺቡ ድምፂ እናሃበ ይርከብ። መረፅቲ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ብዘይ ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ብናፅነት ድምፆም ንዝደልዩዎ ኣካል ከምዝሃቡ ገሊፆም። ሪፖርተር ፋና…