Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። መራፂ ህዝቢ ኣብ ጣቢያታት መረጻ ተረኺቡ ድምፂ እናሃበ ይርከብ። መረፅቲ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ብዘይ ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ብናፅነት ድምፆም ንዝደልዩዎ ኣካል ከምዝሃቡ ገሊፆም። ሪፖርተር ፋና…

ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል 72 ክልላት መረፃን 3 ሺሕን 978 ጣቢያታት መረፃን ይርከባ። ኣብ ክልል ሱማሌ 23 መቐመጢ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኸውን ድምፂ ዝወሃብ እንትኸውን፥ 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን መረፅቲ…

ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ እናኣትዉ ከምዝኾኑ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም እናተገበረ ዝፀንሐ ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ ምእመን ናብቲ…

ኣብን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣመራርሓታት ኣብን ናብ ኣብቲ ግምባር ተረኺቦም ንኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን…

ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን /ኢመደኤ/ን ኤጀንሲ ሳይንስ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ደቡብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢመደኤ ዶክተር ኣንተነህ ተስፋየ፥ ኤጀንሲ እቲ ክልል እዋኑ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ ም/ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ንግድ ቢሮ ሃርቢ ቡህ ወርሰሜ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ/ ተፀዋዒ መንግስት = ኢብራሂም ዩሱፍ 3.ቢሮ  ፋይናንስ = ሱልጣን ኣሊይ ቢሮ ቴክኒክን ሞያ = ሮቤል ጌታቸው ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ =…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣካላት ኣፈፀምቲ ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካየዶ መበል 18 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካላት ኣፈፀምቲ እቲ ክልል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኮሚሽነር ፕላን እቲ ክልል ኣይተ በድሉ ድንገቱ እቲ ኣዋጅ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን…

ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኮይኖም እናገልገሉ ዝነበሩ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ከድር ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ድማ ምክትል ከንቲባ እታ…

ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን። እተን ኣፈ ጉባኤ እቲ ስልጣን ካብ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽ ወይዘሮ ፈጡም ሙስጠፋ ኣብ ዝተረከባሉ እዋን፥ ዝመረፀን ህዝቢ ብቕንዕና ንምግልጋል ቃል ኣቲየን።…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ…