Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮሌጅ ፖሊ ክኒክ ሜ/ጀ ሙሉጌታ ቡሊ ዕቤት መዓርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊ ክኒክ ሜጀር ጀነራል ሙሉጌታ ቡሊ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለፋ ዝነበሮምን ፃንሒት እዋኖም ዝዛዘሙን ኣባላት ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ካብ ላዕለዎት መኮንናት ክሳብ በዓል ካሊእ መዓርግ ዝተሾሙ 75 ኣባላት ሰራዊት፥ ናይ ክብሪ ጋሻ ዋና ሓላፊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ጥራዛት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ‹ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት› ጥራዛት ዕላዊ ገይሩ። እቶም መደረታትን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ብሙሉእ ድምፂ ተሾይመን። ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ከንቲባ እታ ከተማ ብምዃን ቃል ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…

ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውሕመ ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መስራቲት ኢሴክስ ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮግራም ልምዓት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን። ትካል ፍርያት ዕዳግ ኢትዮጵያ (ኢ.ሲ.ኤክስ) ከምኡ እውን ብሉ ሙን…

ወ/ሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን። ወየወዘሮ ቡዜና ቅድሚ ሕዚ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ህሊን ቱሪዝምን ኮይነን እናገልገላ ፀኒሐን ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ወይዘሮ ፈይዛ መሓመድ ምክትል…

ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፅሬት ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ንሻምናይ ግዘ ኣብ ዘካየዶ ውድድር ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ። እቲ ሚኒስትር 80 ነጥቢ 8 ብምምፃእ ኢየ ተሸላሚ ልዑል ናእዳን ወረቐት ምስክርን ክኸውን ክኢሉ ዘሎ ። እቲ ሽልማት…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተዛቲየን። እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንገር ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝምስረት ቤት ምኽሪ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤኡ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ክመርፅ ኢዩ፡፡ 138 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ሓደሽቲ…

ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ድምጻዊ ኣሕመድ ሑሴን ቀዳማይ ብምውፃእ  ተዓዋታይ 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ፡፡ ህቡብ ኣወሃሃዲ ካሙዙ ካሳ ህያብ ክብሪን ኣፍልጦን ፋና ዓቲሩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሓዱሽ መንግስቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሓዱሽ መንግስቲ ክጣየሽ ኢዩ። ብመሰረት እዚ 18 መስከረም 2014 ዓ.ም ብህዝቢ ኣሜኔታ ዝረኸበ ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝጣየሽ ካብ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…