Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሕመድ ሑሴን ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሕመድ ሑሴን (ማንጁስ) ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት፥ ኣሕመድ ሑሴን 1ይ ብምዃን ተሸላሚ ብር 1 ሚሊየን፣ ዮናታን ዳመነ 2ይ፣ ጌታቸው መስፍን…
ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝምስረት ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣሚና ሴኮ ገሊፀን።
ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንቤት ምኽሪ ክልል ተወዳዲሮም ድምፂ ዝረኸቡ ኣባላት፥ 20 መስከረም 6ይ ዘበን…
ኣመራርሓታት ዞባታት ደቡብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ግምባር ጋይንት በዓል መስቀል ኣኽቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዞባታት ደቡብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ወፍሪ ምስ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣብ ግምባር ጋይንት በዓል መስቀል ኣኽቢሮም።
ምስ ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻን ብምዃን ኢዩ እቲ በዓል ኣብ ግምባር ጋይንት ብምርካብ…
መስቀል ኩሎም ደቂ ሰባት ተምሳሌት ፍቕሪ ብምዃኑ ኩሉ ንሰላም፣ ሓድነትን ፍቕሪን ክዳሎ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኩሎም ደቂ ሰባት ተምሳሌት ፍቕሪ ብምዃኑ ኩሉ ንሰላም፣ ሓድነትን ፍቕሪን ክዳሎ ይግባእ ክብሉ ላዕለዋይ ፀሓፊ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ቤተ ክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ኣባ ተስፋየ ወልደማርያም ገሊፆም።
በዓል መስቀል ካህናት እታ ቤተ…
ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ።
ኣይተ ኣበባው ተፈራ ዝተብሃሉ በዓል ሃፍቲ እታ ከተማን ሰራሕተኛታት ቢጂኣይ…
በዓል መስቀል ኣብ ሱዳን ብድምቀት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከብ ደብረ ሰላም መድሃኔ ኣለም ቤተ ክርስትያን ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ብድምቀት ተኸቢሩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አዕምሮ ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ተኸተልቲ እቲ…
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ዝተፈጠረ ሓደጋ የለን – ኣይተ ካሳሁን ጎፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ዝተፈጠረ ሓደጋ ከምዘየለ ሚነስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፥ ዝተወሰኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢን ማሕበራዊ ሚዲያታትን ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ኤርፖርት ጂማ ሓደጋ ምፍንጃር ኣጋጢሙ…
ናይ መርዓ ወፃኦም ንተመዛበልቲ ዝገበሩ ኢትዮጵያዊትን ኤርትራዊን መርዑት
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ኣውስትራሊያውያን ትውልዲ 10 ሺሕ ዶላር ወፃኢ መርዐኦም ንኢትዮጵያውያን ተመዛበልቲ ለጊሶም።
ኢትዮጵያዊት መርዓት ብዙኣለም (ሊሊ) ተገኔን ኤርትራዊ መርዓዊ ዳንኤል ባህታን ናይ መርዓ ወፃኢኦም ንተመዛበልቲ ኢትዮጵያውያን ንኽበፅሕ ኣብ ፍሉይ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ዝቕፅል ዓመት ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንኸዳሉ ተሰይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቱሪዝም ንኹለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ሲዳማ እናተኸበረ ዝቐነየ መዓልቲ ቱሪዝም እንትዛዘም ዝቕፅል መዓልቲ ቱሪዝም ክልል ቤኒንሻንጉል ንኸዳሉ ተሰይሙ።
ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት፥ ብቀዳማይ…
ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብወራር ትህነግ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ተመዛበልቲ ኣብ ዝርከቡሉ ከተማ እብናት ብምርካብ ኢዩ…