Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ መተከል እናሰልጠኑ ዝነበሩ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዞባ መተከል ንምምላስ እናሰልጠኑ ዝነበሩ 265 ኣባልት ሚሊሻ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ምክትል ኣዛዚ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ክፍለ ጦር ኮሎኔል መልካሙ በየነ፥ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣቢሉ ሕብረተሰብ ባዕሉ ንኽከላኸልን ሓይሊታት…

ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገበቡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘመዝገቡን ፃንሒት ግዜኦም ንዝዛዘሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣወሃህባ መዓርግ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ –  ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ። ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ። ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር  ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። አተም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ በዓል መስቀል ዳመራ ብደም ክነታት ነአተኽብሩ ሰናይ ትምኒተይ ይብፃሕኹም ኢሎም።…

በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናዮ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ኢኒስትር በዓል መስቀል ዳመራ  ኣመልኪተን ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰቀል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብህራህማን ጃይሻንካር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ዘተኮረ እንትኸውን፥ ናይ ሓባር ተረባሕነት…

በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 16 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ) በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደሴ፣ ደብረ ታቦር፣ ሚዛን ኣማን፣ ሻሸመኔን ደበርቕን ብዙሓት ነበርቲ እተን ከተማታት ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኩነታት…

ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ-ብፁዕ ወቅዱስ  ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ ክብሉ መልአኽቶም ኣመሓላሊፎም። በዓል መስቀል…

ኣብ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ  ምዕራብ ሸዋ ዞባ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸሞንተ ሰባት ሕይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ናይቲ ወረዳ ትራፊክ ፖሊስ ተቖፃቫሪ ዋና ሳጂን ፍቃዱ ሙሉጌታ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ካብ ኣዲስ አበባ ናብ ጊንጪ እንትጎዓዝ…

ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ገይረን ። እቲ ግብረ ራዕዲ ብዝኸፈቶ ጦርነት…