Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት ብልክዕ ብምግንዛብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ፀዊዖም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምስ ሚኒስትር…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም።
እቶም ሓለፍቲ ኣብ ዙሪያ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድሂቦም ኣብ ኒውዮርክ ተረኺቦም ኢዮም…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ዘቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ከምዝዘተየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ዘተ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም…
ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ሓቂ ንመላእ ዓለም ምርዳእ ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢዩ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓድነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብዝበለፀ ሓድነትና ነጠናኽሉ እዋን ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ተዛሪቦም።
ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ…
ውሳነ ልቓሕ ሃገራት ጉጅለ 20 ግቡእ ኢዩ – ሚኒስቴር ገንዘብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ኮሚቴ ልቓሕ ሃገራት ጉጅለ 20 ሃገራት 16 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ እዋናዊ ምቅላል ዕዳ ንኽህሉ ምግባር ንኽከኣል ዝወሰዶ ስጉምቲ ኣድላዪ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡
እቲ ውሳነ ኢትዮጵያ ብሓጎስ ትቕበሎ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስትር…
መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ምፍናው ተገይሩሎም።
እቶም መናእሰይ፥ ህዝቢ ከባልዕን ሃገር ንምፍራስን ዝመፅአ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ከምዝወሰኑ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም "ቱሪዝም ንኹለመዳይ ምዕባለ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ኣድስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።
ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፣ ሓላፊት ቢሮ…
ኣመራርሓታት ዩኒሴፍ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣመራርሓታት ዩኒሴፍ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም።
ካብቶም ኣመራርሓታት ብተወሳኺ ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒያ ኒክ ዳየር ተረኺቦም።
ከንቲባ ከተማ ደሴ ኣይተ ኣበበ ገብረ መስቀል ነቶም…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 9 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኣገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣይተ ወልዱ ኣሰፋ ከምዝገለፁዎ፥ ዩኒቨርሲቲታት ተግባር…
ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ንኹሉ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ፅሬት ዘይብሉ፣ ፍትሓዊን፣ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ኢትዮጵያ ምስ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ብምጥዕዓም ኣብ ዝትግበረሉ ኩነታት…