Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓገዝ ንምብፃሕ ናብ ትግራይ ከይደን ዘይተመለሳ ተሸከርከርቲ ኣብ ቀረብ ሓገዝ ዕንቅፋት ከምዝፈጠራ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ንምብፃሕ ናብ ትግራይ ከይደን ዘይተመለሳ ተሸከርከርቲ ኣብ ቀረብ ሓገዝ ዕንቅፋት ከምዝፈጠራ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
ሓገዝ እኽሊ ፅዒነን ናብ ትግራይ ካብ ሞንጎ ዝኸዳ 466 ተሸከርከርቲ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጋቦን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጋቦን ፓኮሜ ሞቤሌት ቡቤያ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ተዛቲዮም።
ኣብ ክልተዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጋቦንን፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኸ ጉዳያትን ኣድሂቦም…
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ስምምዕነት ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ስምምዕነት ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስን ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዶክተር እስቲቨን ዌርን ተፈራሪሞምዎ፡፡
መንግስቲ ዘፈር…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ ኣህመድ ቢን ኣህመድ ኣሊ ተዛቲዮም።
እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ብዕምቆት…
ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ።
ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስርራ ስዉኣትን ነበርቲ እቲ…
ኣብ ሰሜን ናይዛ ሃገር ክፍሊ መንግስቲ ብሓላፍነት ስምዒት ዘካይዶ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ክሽፈን ኣይግባእን – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ገዳኣት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መበል 76 ናይ ው.ሕ.መ ጠቕላላ ጉባኤ ንምስታፍ ኒው ዮርክ ኣሜሪካ ዝኣተዉ እንትኾኑ፤ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚስተር…
ኢትዮጵያዊነት ፈተና እናተዳፍአ ዘሸንፍ ማንነት ኢዩ – ብ/ጀ ኣስፋው ማመጫ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ፈተና ዝበዝሓሉ ይኹን እንበር ፈተና እናተዳፍአ ዘሸንፍ ማንነት ኢዩ ክብሉ ናይ መከላከያ ኢንዶክትሪኔሽን ተወካሊ ዋና ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ብ/ጀ አስፋው ማመጫ ገሊፆም።
ናይ መከላከያ ኢንዶክትሪኔሽን ዋና ዳይሬክቶሬት ኣብ ትሕቲኡ…
ዲፕሎማትነት ብሔራዊ ረብሓ ሃገር ምሕላው ዘኽእል ክእለትን ዓቕሚን ፍልጠትን ዝሓትት ልኡኽ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፤ 11 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማትነት ኣብ ከቢድ ኩነታት እውን ብሔራዊ ረብሓ ሃገር ምሕላው ዘኽእል ክእለትን ዓቕሚን ፍልጠትን ዝሓትት ልኡኽ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት ምስ ሰራሕተኛታት፣ ኣምባሳደራት፣ ዲፕሎማታት፣ ተፀዋዕቲ ትክላት…
መናእሰይ ውርጌሳ ከባቢኦም ብጁንታ እንተየድፈሩ ምፅነሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ነዓና ሓሊፉ ናብ ዞባ ደቡብ ወሎ ንምእታው ፃዕሪ ይግበር እምበር ብሓድነት ደው ብምባልና ከባቢና እንተየድፈርና ፀኒሕና ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ውርጌሳ ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ዝርከቡ መናእሰይ ምስ ሪፖርተራት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ከተመኦም ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመስጊነን።
“ኣነ ንሰላም ከተማይ ዋርድያ ኢየ” ብዝብል መርህ መሰረታዊ…