Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 8 ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ እቶም ሕድሳት ዝተገበረሎም ኣባይቲ…
ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ገይሮም።
ኣብቲ ከባቢ ብምኽንያት ድርቂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ኢዩ እቲ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልዕሊ 4…
ቻይና 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ዝገበረቶ 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ሲኖፋርም ኮቪድ-19 ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ቻይና ሓገዝ ካታበት ንምግባር ካብ ሞንጎ ዝሃቀነቶ 2 ሚሊየን ዶዝ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና…
ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብኣየር ተወቒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ብሓይ፤ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ብደብዳብ ሓይሊ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ከምዝኾነ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኣብ ወሎ ናይ ጁንታ መወዳእታ ይቃረብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ደቡብ ወሎ ቦሩ ሥላሴ ከባቢ ንጥኣት ተሰሊፉ ዝመፅአ ፀላኢ ብመከላከያ ሠራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ጥምረት ተፀራሪጉ ካብ መሳህል ናብ ማርዬ እናተወቕዐ ይሃድም ኣሎ።
ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ብሓደ ጊዘ ወፂኡ ምስ ሰራዊት ብምዃን…
ዘለናሉ እዋን ሓላፍነት ዜጋታት ዝሓትት ብምዃኑ ኩኡ ዜጋ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ዙርስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፌዴራል ፓሊስለሚ ኣብ ጦላይ ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣየተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ኣውሮፕላናት ረድኤት ካብ መቐለ ዝተመለሳ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣውሮፕላናት ረድኤት ትማሊ ካብ መቐለ ዝተመለሳ ብምኸኒያት ዝተገበረ መጥቃዕቲ ኣየር እንተይኮነስ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ…
ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
14 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ መካኒሳ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ ዝነብሩ ዝነበሩ ሰባት…
ብፌስቡክ ዝተፋለጡ መናእሰይ ብልዕሊ 246 ሺሕ ብር ዝዓደግዎ ተምሪ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፤ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብፌስቡክ ዝተፋለጡ መናእሰይ ብልዕሊ 246 ሺሕ ብር ዝዓደግዎ ተምሪ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም።
እቲ ድጋፍ ዝተረከቡ ኣካቢ ኣተኣኻኻቢ ኮሚቴ ድጋፍ ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል አስረስ አያሌው÷ አቶም መናእሰይ ናይ ማሕበራዊ ሚዲያ…