Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ መቓብር  ህወሓት  ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ መናእሰይ ወሎ ይወፍሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቓብር  ህወሓት  ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ ካብ ዘተፈላለዩ ከባበታት ወሎ ዝመፅኡ መናእሰይ ናብ ግንባር ይወፍሩ ኣለዉ። እቶም መናእሰይ፥  መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ "ኩሉ ሰብ ናብ ወለ ይዝመት" ዝብል ፃውዒት…

ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ስሚንቶ ንምውሳኽ ዘኽእል ዘተ ምስ ኣመራርሓ ፋብሪካ ስሚንቶ ምክያዱ ሚኒስትር መኣድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ዘተ እቲ ፍሪያት ክውስኸሉ ኣብ ዝኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ።…

ዩኒቨርሲቲ መቱ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቱ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እንተምህሮም ዝነበረ ልዕሊ 370 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ትምህርቲ ጥዕና ሳይነስን ካልኦት ዓይነታት ሞያን ዝሰልጠኑ ኢዮም። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ማሕበረሰብ እቲ ዩንቨርስቲን…

ኣብ ጦላይ ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጦላይ መበል 20 ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን…

ኣብ ጣሊያንን  ግሪክን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ተኻይዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያንን  ግሪክን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ንተፈናቐልቲ ወገናትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ  “እኔ ለሀገሬ ሀገሬም ለኔ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዓልቲ ሙሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣቢሎም ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ዝተሓደሱ ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣቢሎም ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ዝተሓደሱ ኣባይቲ ኣረኪበን ኣብ እዋን ክራማት ብመርሃ ግብሪ ወለንተናዊያን ልዕሊ 2 ሺሕ ኣባይቲ ሕድሳት ብምግባር፣ ወለዶም…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሓጋዚ ኮሚሽነር ላዕልዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሓጋዚ ኮሚሽነር ላዕልዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ራሁፍ ማዙሃ ተዛቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ብመጥቃዕቲ ጊጅለ ራዕዲ ህወሓት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ አኔት ዌበር ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገብርዎ ዘተ፥ ኣብ ኣንፈት ሰሜን ኢትዮጵያ ኩነታት፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት…

ወ/ሮ ሚስራ ዓብደላ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላ ዳግም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምክትል ርእሰ መምሕዳር ሕፅይቲ ኮይነን ዝቐረባሉ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣይተ ኦርዲን በድሪ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ስለዝተሸሙ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ርእሰ…