Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ብምኽኒያት ህወሓት ብባዕሉ ደው ንከይብል ተገይሩ ነይሩ-ኣይተ ሙስጠፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ዝጣየሱ ዝነበሩ መንግስታት እቲ ክልል ብኣሸባሪ ህወሓት ብባዕሉ ደው ክብሉ ንከይኽእሉ ተገይሮም መቐመጢኦም ኣብ ሃረር ብዝገበሩ ጀነራላት ጦር ይዝወሩ ነይሮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ተዛረቦም።…
ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደደ መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም።
ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደደ መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም።
ወ/ሮ ኣያን ኣብዲን ድማ አፈ ጉባዔ ብምዃን ተሸይመን።
ክልቲኦም ተሸየምቲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
እዋናዊ…
ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።
272 መቐመጢ ዘለዎን ሎሚ ዝካየድ ዘሎን መስራቲ ጉባእኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፈ ግባኤን ምክትእ ኣፈ ጉባኤን ክሓሪ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ርእሰ…
በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) መበል 1ሺሕን 496በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል መደረ ዘስምዑ ናይ ኣንዋር መስጂድ ኢማም ሃጅ ጣሃ ሃሩን÷ እቲ በዓል እንትነኽብር ናይ ነብዩ መሓመድ ኣስተምህሮ ብምስዓብ ክኸውን ይግባእ ኢሎም።…
ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምተ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።
ሃገርና ዘጋጠማ ፈተናታት…
በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ አሕመድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኢዮም።
እቲ በዓል ፈጣሪ ንደቂ ሰባት እንታይ ሂቡና? ካብ ደቂ ሰባትስ እንታይ ይደሊ? ዝብል…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ከባቢ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እንኳን ለ1496 ኛው የመውሊድ በዓል በሰላም አደረሳችሁ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥…
ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ኢያ – ወ/ሮ አዳነች አቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ክንገብራ ኢና ክብላ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ብሄረሰብ ጎፋ ዝውዕል 5 ሺሕ…