Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ካብ ነበር ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ ኣወዳድባ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን እናተሰርሑ…

ኣባላት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቕረቦ ረቂቕ ውሳሳ ንኸፅነዖ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣባባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ረቂቕ ውሳሳ ደጊሙ ንኽሪኦ ሓቲቶም። እቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ዝምልከትን ምስ እዋናዊ ኩነታት መንግስቲ…

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣባባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ዝተሾሙ ኣይተ ኣደም ፋራህ ካብ ነበር ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ…

ትካላት ኣብ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ – ኤመደኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ኢትዮጵያን ህዝባን ተሓባበርቶም ካብ ውሽጢንፃኢን ኮይኖም ምህዳር ሳይቨር ብምጥቃም ኣብ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታትን መስመራት ሓበሬታን ቐጥታ መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናገበሩዎ ዝርከቡ ፈተነ ከምዘይተዓወተ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…

ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እነኳ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እነኳ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ፍልፍል፦ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ኣብ 10 ሄክታር መሬት ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ብምግባር ንሓረስቶት ኣበረታቲዑ። ከም ክልል ኦሮሚያ ኣብ 1 ሺሕን 200 ሄክታር መሬት ፍርያት…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ተረኺቦም እቲ ሓገዝ ኣረኪቦም። እቲ ጉባኤ ዝገበሮ ሓገዝ ምስ ቤተ ክርስቲያን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀብፃብ ሲኤንኤን ናይ ሕሶት ፀብፃብ ኢዩ ክብል ተቓዊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋራት ኣጓዓዒዙ ዝብል ብሲኤንኤን ፀብፃብ ናይ ሕሶት ፀብፃብ ከምዝኾነ ዝቃወም መግለፂ እቲ ትካል ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኣባል ኣይኤቲኤንን ስታር ኣሊያንስን ብምዃን ንኣፍሪካን ዝተረፋ…

ኢትዮጵያ ዝገጠሙዋ ፈተናታት ንምስጋር ኣባላት እቲ ሓዱሽ ካቢኔ ብልዑል ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዝገጠሙዋ ፈተናታት ንምስጋር ኣባላት እቲ ሓዱሽ ካቢኔ ብልዑል ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሙሁራን ኣገንዚቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዝተዘርአ ግራውቲ ኩታ ገጠም ጣፍ ጎብኒዮም። ኩታ ገጠም ሕርሻ መፍረያይነት ሓረስታይ ኣብ ምድንፋዕ ውፅኢት ምምፃእ ከምዝጀመረ እቶም ርእሰ ምምሕዳር። 193…