Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ለዕሊ 112 ሺሕ ተፈናቐልቲ ከምዘለዉ ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ን30 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ምግቢ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣብ ሓሙሽተ…
24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም።
እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም።
እቲ ቤት ምኽሪ…
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ኣለዎ – ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ከምዘለዎ ኣዛዚ ቀዳማይ ኮር እዚ ሰሜን ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን ገሊፆም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኢትዮጵያ ከፍርስ ኢየ ብዝብል ሕልሚ ካብ…
ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዓፋር ክልል ወረዳ በራህሌ ንዝርከቡ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምግቢ ሓገዝ ገይሩ።
ምክትል እቲ ዩንቨርስቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር አብዱረህማን ከደር ሓዊሱኣመራርሓ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብቲ ቦታ ብምኻድ እቲ ረድኤት ከምዘብፅሑ…
ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ብኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ትዕቢት ዝተኸፈተና ወረራ ንምምካት ኣብ ግንባር እናተዋደቐ ምስ ዘሎ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ጎኒ ደው ከምዝብሉ…
ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወኢን ዝገጠማ ፈተና ዝምልከት መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ፡፡
ተሳተፍቲ እቲ ብግደኦም ንሕና ተጋሩ…
ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣካላት ፀፅታን መንግስቲን ኣብቲ ክልል ዝካየድ መረፃ ሰላማዊን ፍትሓዊን ኮይኑ ክዛዘም…
ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኩሎም ናይ ኣሜሪካ ተራድኦ ትካል መኽዝናት ምዝራፉ እቲ ድርጀት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኩሎም ናይ ኣሜሪካ ተራድኦ ትካል(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) መኽዝናት ምዝራፉ እቲ ድርጀት ገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ናይቲ ትካል ሚሽን ዳይሬክተር ሾን ጆንስ ምስ ኢቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ህወሓት እቲ ኩነታት…
ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል እቲ ግምባር ገሊፆም።
በቲ ከባቢ ኣትዩ ዝነበረ እቲ ሓይሊ ብዝተዋደደ መጥቃዕቲ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝተደምሰሰ ገሊፆም።…
ሐዚ ገንዘብ አንተይኮነስ ሃገርን ሀዝብን እነትርፈሉ እዋን ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ገንዘብ አንተይኮነስ ሃገርን ሀዝብን እነትርፈሉ እዋን ኢዩ ክብላ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ኣብታ ከተማ ዝሰትውዓል ዘሎ ኣሻጠር ኢኮኖሚን ሕገወጥ ተግባራትን ንምከልኻለን ንምቁፅፅርን ኣብ ስራሕ ዘሎ ግብረ…