Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኮይነን ተሾይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ንኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪእቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ።
መይረም መሓመድ ኣሓው ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ኮይነን ተሾይመን፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
መንግስቲ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገር ኢዶም አእቲዮም ዝበሎም ዜጋታት ወፃኢ ኣብ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓለምለኸ ትካል ለኸ መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) እናሰርሑ ዝነበሩን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዶም ብምእታው ዘይሕጋዊ ስራሕ እናሰርሑ ዝተረኸቡ ዜጋታት ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ከምዝተኣዘዘ ሚኒስቴር ጌዳያት…
ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ጉባኤ መስራቲ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ፈላማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር…
ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ከምዝሃበ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር መዓድንን ነዳድን ኢንጂነር ታከለ ኡማን መካየድ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ፈሪሞምዎ፡፡
ፍቓድ ዝተውሃቦም ኩባኒያታት ኣለሻ…
ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።
ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኮይኖም እንትሽየሙ፥ ኣይተ ሞላ መልካሙ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮይኖም ተሸይሞም፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ፍሰሃ…
ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ክንገብር ኢና – ባህሬን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ገሊፆም።
መራሒት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ቀዋሚ…
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ድምፂ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም በዛብህ ድምፂ ሂበን።
እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ወረዳ ኣበኮር ሸኪብ ጣቢያ መረፃ ማእኸል መናእሰይ ተረኺበን ድምፀን ዝሃባ እንትኾና፥ እቲ…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ፀገም ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ወፍሪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ ወራርን ብዝፈፀሞ ጥፍኣትን ዝበፅሐን እናበፅሐ ዝርከብን…
ጅግንነት ንደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ንቡር መግለፂአን ኢዩ – ሜ/ጀ ጥሩዬ ኣሰፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኣብቲ ግምባር ዝርባ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶ ንዘርአየኦ ጥንካረ…
ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም ይሳለጥ ኣሎ – ብርቱካን ሚደቅሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም እናተሳለጠ ምዃኑ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳ ገሊፀን።
14 ሰነ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረፃ ምስ ሰላምን ድሕንነትን ተተሓሒዙ ክካየድ ኣብ ዘይከኣለሎም ክልላት…