Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ እናወደአ ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት ብምእታው እናወደኦም ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም።
እቲ ግብረ ራዕዲ እንተወሓደ ካብ ሕድሕድ ስድራ ክልተ ኣባላት ናብ ኲናት ብግዲ ንኸኣትዉ እናገበረ ከምዝኾነ…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ”ንዑ ንኢትዮጵያን ንኽደና” ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ''ንዑ ንኢትዮጵያን ንኽደና'' ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ኣትሌታትን ፍሉጣት ውልቀሰባትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ሕርሻ፣ ኮሚሽን ከባቢ ኣየርን ንብረት ኣየርን፣…
ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ ምስ ፕሬዚዳንት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ…
ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ ክብሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ናይ ተግራይ ተወለድቲ ተዛሪቦም።
ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ምስ ዝነብሩ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ከምዝተሰረዘ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አብዱልፈታ የሱፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 1…
ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ንመከላለከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ተገይሩ።
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝኸፈቶ ጦርነት ንምምካት ናይቲ ዞባ መናእሰይ ብኣካል ካብ ምዝማት ብተወሳኺ ብገንዘብ፣ ሞራልን ልገሳ…
ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ኣብ ሰመራ ከካይድ ኢዩ
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ሴኮ፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ዝኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ዘተ ክግበር ኢዩ ኢለን።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ከምዝተኸልከለ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ናህሪ ናብራ የውስኽ ከምዘሎ ዘዘኻኸረ እቲ ምምሕዳር፥ እዚ ድማ ዘእምንን…
ዩኒቨርሲቲ ኦዳ ቡልቱም 1 ሺሕን 354 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኦዳ ቡልቱም ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 354 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያን ኣካቢት ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተረኺበን።
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ተመረቕቲ…