Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ኣልባሳትን ለስላሳ መስተን ድጋፍ ገይሮም።
ተወካሊ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣይተ ሙሉጌታ ቢያዝን ፥ እቲ…
ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ብሙሉእን ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ከምዝዓነዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
እዚ ዝተገለፀ ሃገር ለኸ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ትምህርቲ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ።…
ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ክወስድ ኢየ – ቢሮ ትምህርቲ ኣ/ኣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ከምዝወስድ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ውልቀ ትካላት ኣገልግሎት ትምህርቲ ወሰኽ ክፍሊት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡
ኣብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ያለምዘርፍ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ፍርቂ ማራቶን ዓለም ክብረ ወሰን ንዘመዝገበት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ ጓል ኢትዮጵያ ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ…
ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ንህላወ ኢትዮጵያ ብሓባር ደው ክንብል ይግባእ – ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ንህላወ ኢትዮጵያ ብሓባር ደው ክንብል ይግባእ ክብሉ መራሒ ፓርቲ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣባላትን ኣመራርሓን ፓርቲ ኢዜማ፥ “ደመይ ንሃገረይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ…
ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር እናተዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትን ካብ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ወ/ሮ ኣዳነች ምስ ኣባላት ካቢኔ ብምዃን ብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ካቢኔ ብምዃን ብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን።
እቲ ዑደት፥ ሓይሊ ኣየር እናካየዶ ዝርከብ ሪፎርምን ለውጢን ንምርኣይ ከምኡ እውን እቲ ምምሕዳር ከተማ ዝኽእሎ ሓገዝ ንምግባር ተሓሳቢ ዝገበረ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፖል ካጋሚ ከምዝዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ 373 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተደምሲሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኦሮሚያ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ 373 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ።
ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም እቲ ክልልን ምንቅስቓስ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።…
ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ስራሕቶም ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ነቲ ሰራዊት ስራሕቶም ኣቕሪቦም።
ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ እቲ ክልል፥ ነቲ ሰራዊት ስንቂ ሞራል ዝኾኑ ከም ሙዚቃታት፣ ግጥሚታት፣ ሽለላን ፈኸራን ዝኣምሰሉ…