Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ “ደምና ንሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ደም ለጊሶም። ዕላማ እቲ ልገሳ ደም ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ መከላከያ ብዘብፀሖ ክሕደት እቲ ሰራዊት ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝገብሮ ተጋድሎ ደም…

ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ናይ ቀደም ኣዛዚ 31ኛ ክፍለ ጦር  ብርጋዴር ጄነራል ከበደ ፍቃዱ ዝምራሕ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ከምዝተደምሰሰ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጦርነት ልዕሊ 70 ሓይሊ ፀላኢ ክድምሰስ ከምዝኸኣለ እውን…

ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ። ሊግ  ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ሂበን። ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ መስከረም ኣበበ፥ ኣሸባሪ…

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ ተባሂኡ። ጠበቓን በዓል ሞያ ሕጊን ዳዊት መንግስቱ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ዓለም ለኸ መሰል ህፃናት ኮንቬሽን ብምፅራር ህፃናት ናብ ጦርነት ይዳርግ ኣሎ…

ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተወለድቲ ትግራይ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ። ኣይተ ሊላይ ሃይለማርያም እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ምጥያሹ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተወሰኑ ተወለድቲ ዓድዋ ገዛእቲ መደብ ህዝቢ ትግራይ ይብደል…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፥ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናብ ሃገር ናይ ምድሓን ወፍሪ ደም…

ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም። ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ድጋፍ ብምግባር ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝኾኑ መዝራቦም ካብቲ ቤት…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 7፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ሊቤራታ ሙላሙላን ተዛቲየን። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዝጥንክረሉ ጉዳይ ብምድሃብ ከልቲአን መራሕቲ መዝታየን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ምልዛበን…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን። ትሽዓተ ኣባላት ዘለዎን ካብ 13 ትካላት ስቪክ ዝተወከሉን ትውልድ ኢትዮጵያዊያን ዘካተተ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምዝውዋር ተፈናቐልቲ…

ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ወረርሽን ኮረና፣ ሕማም ዓሶ፣ ሓደጋ ትራፊክ ሓዊሱ ካልኦት ሓደጋታትን ሕማማትን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…