Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ሚስተር ስኮት ዌበር ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኢንተርፒስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ህንፀት ሰላምን ዘላቒ ናይ ምግባር ፕሮጀክትን ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ንመንግስቲ ኢዶም ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ውሑዳት መራሕቲ ጁንታ ብዘለዎም ስግብግብ ድልየት…
ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጄንሲ ዶክተር ዲላሞ ኣቶሬ፥ ልዕሊ 616 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ ኣፍሊጦም።…
“ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት" ብዝብል መሪሕ ቃል ብምትሕብባር ሊግ መናእሰይ ዝተዳለወ ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ወፍሪ ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ዓፋር ኣይተ ኢሴ ኣዳም ኣጀሚረሙዎ።
እቲ ወፍሪ ናይ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ዓፋር 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዘወዕል 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ድጋፍ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ አወል አርባ…
ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ምህላጥ ሃፍቲን ምዝገባን እቲ ኮሚሽን ኣይተ መስፍን በላይነህ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 5…
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ናይ “ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ፊርማ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሀሰን "ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት" በዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገራዊ ወፍሪ ምንቅስቓስ ፊርማ ኣብቲ ክልል ብዕሊ ኣጀሚሮም።
ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰን ነቲ ወፍሪ ብዕሊ ኣብ ዘጀመርሉ…
ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ክንብል ይግበአና- ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ብምባል ኣብ ዓለም ዘለና በፅሒትን ረብሓን አሐሊና ክንፀንሕ ኣለና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ መዓልታት ኣብ ትዊተር ገፆም ኣስፊረሙዎ ዝነበሩ…
ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተልዓለ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘይርሳዕ ታሪክ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ጎንፂ ሕድ ሕድ ንክኣትዉ ልዑል ምንቅስቓስ እናገበረ እንተፀንሐ እንትኸውን፥ ናይ ጥፍኣት ተንኮል እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተገንዘበ ህዝቢ ብስምዒት ኢትዮጵያውነት ሓደ ብምዃን ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምውዳእን ኢትዮጵያ ንምፍራስን ዝተልዓለ…
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢትዮጵያ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ንብሄራዊ ክልላዊ መነግስቲ ኣምሓራ ኣረኪቦም።
ብምንይችል ኣዘዘው
…