Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢትዮጵያ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት 50 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ንብሄራዊ ክልላዊ መነግስቲ ኣምሓራ ኣረኪቦም።
ብምንይችል ኣዘዘው
…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ካብ መንጎ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ድጋፍ እቲ 350 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ 35 ሚሊየንን 134 ሺሕን 128…
ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 302 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 302 ሺሕን 400 ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ።
እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵታ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ኣብ መፅለሊ ጣቢያታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ምድጋፍ ጎኒንጎኒ ገዛ ንገዛ ኣብ ፀገም ዝወደቑ ዜጋታት ንምድጋፍ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፅለሊ ጣቢያታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ምድጋፍ ጎኒንጎኒ ገዛ ንገዛ ኣብ ፀገም ዝወደቑ ዜጋታት ንምድጋፍ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ፍሉይ ትኹረት ኣብ ክሊ ዘድሊዮም ቦታታት ዘለዉ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ድጋፍ ዘፍፀም ዘሎ…
ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ዞባ ሰሜን ወሎ እኹል ክትትል ጥዕና ምርካብ ዝግበኦም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ።
ሓላፊ መምርሒ ጥዕና እቲ ዞባ ወይዘሮ ሰላማዊት አያሌው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝልኡ፥ ኣብቲ ዞባ 6…
ብምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ኣብ ቴል ኣቪቭ ተኻይዱ።
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያንን፣
ንሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ንዝተፈናቐሉ ወገንት ዝኸውን ድጋፍ…
ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን በፂሑዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሽድሆ መቄት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘረፋ ንብረትን ዕንወትን ከምዝበፅሖ ተገሊፁ።
ኣሚኮ ከምዝፀብፀቦ፥ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ዘብፀሖ ዕንወት…