Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህዝቢ ዓፋር ህዝብ ዘለዎ ኣጋርነት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ንምፍራስ ቆሪፁ ዝተልዓለ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ተመዛቢሎም ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ መዕቖቢ ዝነበሩ 240 ሰላማዊ ዜጋታት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ከምዘሕዘኖ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘውፀኦ…

ወልዲያ ንምቁፅፅር ዝመፅአ ኣሸባሪ ሓይሊ ይድምሰስ ኣሎ-ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣  6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 21 ክፍለ ጦር እዚ ደቡብ ወልዲያ ንምቁፅፅር ዝመፅአ ኣሸባሪ ሓይሊ ጁንታ ኣብ ጉባላፍቶ ወረዳን ከባቢኡልን ይድምሰስ ኣሎ ክብል ገሊፁ። ዋና ኣዛዚ መበል 21 ክፍለ ጦር ጉና ከምዝበልዎ፥ ኣሸባሪ ህወሓትን ተረፍመረፍን ትማሊ ናይ መከላከያ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ምምካት ከምዝግባእ ባልደራስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዘለትሉ ኩነታት ዘቃለዐ ስርዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መቓብር ንምልዓል ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ብሕብረት ምምካት ከምዝግባእ ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ ገሊፁ። ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ…

መኢአድ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ናይ ህልውና ሓደጋ  ንምምካት ደልው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ድርጀት(መኢአድ) ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ናይ ህልውና ሓደጋ  ንምምካት ደልው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ መኢአድ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ሃገር ናት ምትርማስን ተግባር ራዕዲን ኣመልኪቱ ናብ ግዜኢ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣሸባሪ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ብምእታው መጥቃዕቲ ከይፍፅም እናተሰርሐ ከምዝርከብ – ከንቲባ ከተማ ሃይቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ብምእታው መጥቃዕቲ ከይፍፅም ሓይሊ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ከንቲባ ከተማ ሃይቅ ኣይተ ከበደ ካሳ ገሊፆም። እቶም ከንቲባ ሸሊኾም ዝኣትዉ ንምቁፅፃር 20 ኬላታት ተጣይሾም መናእሰይን ኣካላት ፀፅታን…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ዶክተር ኣላስታየር ማክፊልን ተዛቲየን። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ዘግበር ሰብኣዊ ደገፍ ኣብ ምቅልጣፍ  ምትሕብባር፣ ተበፃሕነት ምዕባይን ኣብ እዋናዊ…

ኣማራፂታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ኣየድሊን – ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ መንገዲታት ዕርቀ ሰላም ኣይቅበልን ዝበለ ጉጅለ ህወሓት ተወሳኺ ትዕግስቲ ከምዘየድሊ ጉጅለ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናገበሮ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝምልከት መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ 10…

ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ኣይኽልን – ኣይተ ርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ከምዘይኽል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ…

ኣምባሳደራት ግሪክን ሞሮኮን ምስ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ግሪክን ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ፋሩን ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኔዛ ኣሉኢን ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፂ ኢንቨስትመንትን ዕድልን ነቶም ኣምበሳደራት መብርሂ…

ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ተታሒዞም ናብ ማእኸላት ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ሰሙናዊ ማእኸላይ መጠን ሞት ካብ 13 ናብ 36 ሚኢታዊ…