Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጀንታ ህወሓት ኣብ ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጀንታ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ ሕክምንኦም ዝከታተሉ ዘለዉን ዜጋታት ናይ ምግብን ኣልባሳትን ደገፍ ተገይሩ። ሓላፊት ቢሮ ህፃናትን ደቂ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ ኣካላት ድማ አመስጊኑ። ብተወሳኺ ነባሪ እታ…

ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ። እቲ ኣብ ዞባ ኣዉሲ-ረሱ ወረዳ ኣይሳኢታ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ካብ 28 ሓምለ ኢዩ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ህፁፅ ምላሽን ቅድመ መጠንቀቕታን ቤት ፅሕፈት ሓደጋን…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ብርቆድ  ሻለቃ ከደር መሓሙድ ማእኸል መሰልጠኒ ውትህድርና ዘሰልኖም ሚኒሻ ኣመሪቑ።…

ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም  ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ…

ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና፣ ዘሪፉና መቓቒሉና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብዝተኻየደ  ሰልፊ መደረ ዝገበሩ እቶም  ርእሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 2፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን ኣብ…

ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና-ሰልፈኛታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና ክብሉ ሰልፈኛታት ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ…

መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ንምግባር ናብ መስቀል ኣደባባይ የምርሑ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት…

ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት…