Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ “ሃገርና ካብ ዘፍረየቶም ዓበይቲ ድምፃውያን ሓደ ብዝኾነ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ሕልፈት ኣዚየ ሓዚነ” ክብላ ገሊፀን።
ዘበን ተሳገርቲ…
ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ሃገር ጉድኣት ንምብፃሕ ሴራ ገበን ዝተኸሰሱ 48 ውልቀሰባት ሎሚ መዓልቲ ውሳነ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናክ ሃገር መከላከያ ሰራዊት እዚ ደቡብ ቀዳማዊ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምትሕብባር ኣብ ልዕሊ ሃገርን ሰራዊትን ጉድኣት ንምብፃሕ ሴራ ገበን ዝተኸሰሱ 48 ኣባላት እቲ እዚ ሎሚ መዓልቲ ናይ መጠቓለሊ ውሳነ ክህብ ኢዩ።
እቶም…
ዩኒቨርሲቲ ድሬደዋ ብ195 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬደዋ ብ195 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ኣመሪቑ።
ዝሓሸ ምትእስሳር ዩንቨርስቲታት ንዘላቒ ልምዓት! ብዝብል መሪሕ ቃል ትምህርታዊ ዓውደ ርእይ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተፈላለዩ…
82 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፃዕሪ ሎሚ መዓልቲ 82 ደቂ ኣንስትዮ ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገረን ተመሊሰን።
እተን ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣዚዩ ሃገሩ ዝፈቱን ንሃገሩ ካብ ልቡ ብምስራሕ ንቡዙሓት ከየንቲ ኣርኣያ ዝኾነን…
ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
“ተማር ልጄ” ብዝብል ዘበን ተሳጋሪ ደርፉ ዝፍለጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ፥ ፍርቂ ለይቲ 27 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ሃንደበት ከምዝዓረፈ ተሓቢሩ።
ውሩይ ሙዚቀኛ ኣለማየሁ…
ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሐሴ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ምክትል ዋና ኦዲተር ወይዘሮ መሰረት ዳምጤ ኣብ ሓይሊ ምድሪ ብምርካብ እቲ ድጋፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ኣበርኪተን።…
ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ ሓይሊ ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ተደምሲሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ደባርቕን ዳባት ወረዳታት ኣዋሰንቲ ከባቢታት ጫንቅ፣ ጭናን ወቅንን ዝመፅአ ናይ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ሓይሊ ተደደምሲሱ፡፡
ናይ መከላከያ ሰራዊት መረዳእታ…
ወራር ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያውያን ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራርን መጥቃዕቲን ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያውያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ናይ ኣምሓራን ቅማንትን ህዝብታት ዘበናት ዘቑፀረ ሕውነት ብፅንፈኛታትነእ…
ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብተን ክልላት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ…